ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብራዚል ጨንፈሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤጀንሲ ብራዚል ንግዲን ኢንቨስትመንትን (ኣፔክስ ብራዚል) ቢሮኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ብራዚል ኣብ ዝገበርዎ ዑደት ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሉላ ዳ ሲልቫ ዘካየድዎ ዘተ ስዒቡ ቢሮኡ ከም ዝተኸፈተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብምርካብ ስራሕቲ ምንቅስቓስ እቲ ትካል ተዓዚቦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ ዑደት፤ ኣብ ሕትመት ፓስፖርት፣ ኣገልግሎት ወፃእተኛታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኬንያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ንግዲን ፀፅታን ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል እያ – ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት ከምኡ እውን ኣብ ዓውድታት ፀፅታን ድሕንነትን ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል እያ ኢሎም። ፕሬዚዳንት ሩቶ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ብምዃን ንዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ዝሰሓበ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣረኣእያ ዓለም ምስሊ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ክልተ ኣዚዮም ዝፃረሩ ዛንታታት ታሪኽ ዝተፅሓፈ እዩ። ብሓደ ገፅ ንዘበናት ዝተሳገረ ክብሪ፣ ጥንታዊ ስልጣነን ወናንነት ናፅነትን ይርከብ፤ ብኻልእ ወገን ድማ ርእስኻ ዘይምኽኣል፣ ተመፅዋትነትን ድኽነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ህዳሰ ግድብ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ጠለብ ሓይሊ ንምምላእን መሰረት ኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ጥራሕ ኣይኮነን። ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ሊኣላውነትን ሃገራዊ ረብሓን ኢትዮጵያ ዘኽበረ ህያው መርኣያ ታሪኻዊ ፅንዓትን ዲፕሎማስያዊ ቃልሲን እውን እዩ።…
ቢዝነስ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ካብ ፍርያት ሕርሻ ንንግዲ ወፃኢ ፃዕሊ 4 ነጥቢ 55 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ 27፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ካብ ፍርያት ሕርሻ ንወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 55 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፈፃፅማ ትልሚ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመትን ትልሚ 2019 ዓ.ምን ዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2018 ዓ.ም ሃገረ መንግስቲ ንምፅናዕን ንህንፀት ዴሞክራሲን ፅኑዕ መሰረት ዝተነበረሉ ዓመት ነይሩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተዛዘመ 2018 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ሃገረ መንግስቲ ንምፅናዕን ንህንፀት ዴሞክራሲን ፅኑዕ መሰረት ዝተነበረሉ ዓመት እዩ ኢሉ። ሚኒስተር ደኤታ እቲ ኣገልግሎት ከበደ ደሲሳ፤ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዝተመዝገቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝቕፅሉ መዓልታት ጳጉሜን “ብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበሩ እዮም Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝቕፅሉ መዓልታት ጳጉሜን “ብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ስያመታት ክኽበሩ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲቲ ከበደ ደሲሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ዝተዛዘመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ተስፋ ሒዙ እናመፅአ ዝርከብ ሓዱሽ ዓመት Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግመ ክረምቲ ንብሩህ ፀሓይ ወርሒ መስከረም ቦታኡ እናለቐቐ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ ተስፋ ዝተዓጀበ ሓዱሽ ዘበን ንምቕባል መዓልቲ እናቖፀረት ትርከብ። በዓል ሓዱሽ ዓመት ከምዝቐረበ ዜና ተብስር ዕምበባ ገልገለመስቀል እናዓምበበት ጎቦታትን ኣኽራናትን ብብጫ…
ስፓርት ባርሴሎና ንጋብርኤል ጄሱስ ካብ ኣርሰናል ኣፈሪማ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊት ጋንታ ባርሴሎና ንብራዚላዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋብርኤል ጄሱስ ካብ ኣርሰናል ምፍራማ ዕላዊ ገይራ። ባርሴሎና እቲ ተፃዋታይ ንምዝውዋር 8 ነጥቢ 6 ሚልዮን ፓውንድ ወፃኢ ገይራ። ጋብርኤል ጄሱስ ድማ ኣብታ ጋንታ ክሳብ 2029 ዓ.ም…