Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባታት ምብራቕ ጉጂን ምብራቕ ቦረናን ናይ ዝንቀሳቐስ ክንፊ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ምብራቕ ጉጂን ምብራቕ ቦረናን ናይ ዝንቀሳቐስ ክንፊ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል እናሃቡ ምዃኖም ተገሊፁ። ኣብ ዞባ ጉጂ ሓላፊ ዘፈር ሎጅስቲክስን ፖለቲካን እቲ ጉጅለ ዝነበረ ገመዳ ዱጎ…

ኣብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም። ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፥ ጉዳፍ ፀጋዬ 8:21.13 ብዝኾነ ሰዓት ውድድራ ብምዝዛም…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ህንፀት መንበሪ ገዛ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ልዕሊ 300 ክፍሊታት ዝሕዝ በዓል ትሽዓተ ደብሪ ህንፀት መንበሪ ገዛ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ህንፀት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን÷ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም መንበሪ ገዛ ንምፍታሕ…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016  ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምኡ እውን መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…

ዓድዋ ኣብ ታሪኽ ፀለምቲ ህዝቢታት ዓለም ወሳኒ ዓወት ኢዩ – ጁሊየስ ጋርቬይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓድዋ ኣብ ታሪኽ ፀለምቲ ህዝቢታት ዓለም ወሳኒ ዓወት ኢዩ ክብሉ ወዲ ተቓላሳይ ናፅት ፀለምቲ ህዝቢታት ዝነበረ ማርከስ ጋርቬይ ጁሊየስ ጋርቬይ (ዶ/ር) ተዛሪቦም። ጁሊየስ ጋርቬይ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ፋሺስት ጣሊያን ኣብ…

ርእሳነ ምምሕዳረ ክልላት በዓል ዓወት ዓድዋምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳረ ክልላት መበል 128 ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ÷ መበል 128 ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ…

ዓወት ዓድዋ ዝተረኸበ ብፍቕሪ፣ ምትሕብባርን ሕብሪን ኢትዮጵያውያን ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ክዕወት ዝኸኣለ ብፍቕሪ፣ ምትሕብባርን ሕብሪን ኢትዮጵያውያን ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ዓድዋ ዘላቒ ሰላምን ጥንኩር ህንፀት ሃገረ መንግስቲን ሃገር ለኸ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምንቅስቓስ ኣብ ዝኽሪ…

ሓንቲ ኣድጊ ማንታ ወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ቡርቃ ዲንቱ ቀበሌ ቡርቃ ኦዳ ሓንቲ ኣድጊ ማንታ ወሊዳ። እታ ኣድጊ ኣብ ዝተፈላለየ ግዘ ሓደ ሓደ ዝወለደት ትኹን እምበር ማንታ ወሊዳ ከምዘይትፈልጥ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እታ ወረዳ የመላኽት፡፡ ማንታ ምውላድ እታ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሓበሮ÷ መበል 128 ክብረ በዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ዝርከብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክኽበር…

ኣብ ሞንጎ ክልላት ፍትሓዊ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ክህሉ ንምግባር ንዘላቒ ሰላም መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልላት ፍትሓዊ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ክህሉ ንምግባር ንዘላቒ ሰላም መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ንኩሎም ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሚኒስትራትን ኣብ ዝተሰናደአ…