ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፈን ዳግም ዝካየድ መረፃን ዝፍፀመሉ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፈን ዳግም ዝካየድን መረፃ ዝካየደሉ ኣፈፃፅማ መረፃ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ከምዝኾነ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ብመሰረት እዚ 6 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ተረፍን ዳግምን መረፃ ከምዝካየድ እቲ ቦርድ…