Fana: At a Speed of Life!

ከይዲ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንኹሉ ዝሓቁፍ ክኸውን መንግስቲ ቆራፅ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንኹሉ ዝሓቁፍ ንክኸውን መንግስቲ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝጀመሮ መበል 55…

ወታደራት ኔቶ ኣብ ዩክሬን ዝዋፈሩ እንተኾይኖም ዝተሓላለኸ ኩነታት ክስዕብ ከምዝኽእል ሩሲያ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራት ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ኣብ ዩክሬን ዝዋፈሩ እንተኾይኖም ዓለም ዝተሓላለኸ ኩነታት ክስዕብ ከምዝኽእል ሩሲያ ኣጠንቂቓ። ሩሲያ እዚ ዝበለት ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሕብረት…

እንግሊዝን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ትገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፋ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር  ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትር ዴኤታታት ንግዲ እንግሊዝን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ተዛቲዩ፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ኣቡዳቢ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 13 ጉባኤ ሚኒስትራት ትካል ንግዲ ዓለም…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ኣድላዪ ሓገዝ ብምግባር ምስ ሚኒስቴር ሕርሻ ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ሃገራት ምብራቕ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ። መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 መጋቢት 2024 ኣብ ግላስኮ ከምዝካየድ ይፍለጥ፡፡…

ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተዋፈሩ ኣዘዋወርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝውዓለ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተዋፈሩ ኣዘዋወርቲ ሓዊሱ 117 ካብ ሃገር ክወፅኡ ዝነበሩ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ተታሊሎም ብክልል ሶማሌ ኣቢሎም ካብ…

ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ ሓረስቶት ሓገዝ ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ልምዓት ኔዘርላንድስ ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ ሓረስቶት ሓገዝ ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን ገይሩ። እቲ ትካል ብጎንፂን ድርቂን ንዝተጎድኡ ኣብ ትግራይን ኣምሓራን ንዝርከቡ 4 ሺሕ ሓረስቶት ዝከፋፈል ዘርኢ ኣትክልቲን ፍረምረን…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ምስ ዝተውፃፅኡ ተወከልቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ዝተፈላለያ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ፥ ሎሚ መዓልቲ ሰፊሕ ሃገራዊ ትሕዝቶ ኣብ…

ብ45 ሚሊየን ዶላር መመሓየሺ ፕሮጀክት መሰረተ ልማት ኤሌክትሪክ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተመረፃ 10 ከተማታት ፕሮጀክት ዳግመ ህንፀትን መመሓየሺ መሰረተ-ልማትን ኤሌክትሪክ ብምሕንፃፅ ናብ ስራሕ ምእታዉ ተገሊፁ፡፡ እቲ ፕሮጀክት ተግባራዊ ምግባሩ ብምኽንያት ምእራግ መስመራት ዲስትሪቢዩሽን ኣብ…

ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ትካላት ፍትሒ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ትካላት ፍትሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፣ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፍትሕ ባይ ቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ሓለፍቲ ቢሮ ፍትሒ ክልላትን ምምሕዳር…