ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ተሃድሶ ንዝዛዘሙ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣቀባብላ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣባልት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ዝነበሩ ዝተውሃቦም ስልጠና ተሃድሶ ወሲዶም ንዝዛዘሙን ኣብ ከተማ ደሴን ዞባ ደቡብ ወሎን ንዝተመደቡ ኣባላት ፀፅታ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ከተማ ደቡብ ወሎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ዝተኻየዱ መድረኻት ዘተ ኣዲስ ወግ ዝሰነደ መፅሓፍ “ኣዲስ ወግ መድረኻት” ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባለፉት 5 ዓመታት ዝተኻየዱ መድረኻት ዘተ ኣዲስ ወግ ዝሰነደ መፅሓፍ “ኣዲስ ወግ መድረኻት” ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣብቲ መርሃ-ግብሪ÷ ብመንፅር መረፃ ርእሰ ጉዳይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ጉዳያት ፍልሰት ሚኒስትራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ዞባዊ ፎረም ጉዳያት ፍልሰት ሚኒስትራት ምብራቕ ኣፍሪካን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ዓሰርተ ኣባል ሃገራት እቲ ቀጠና፣ ተወከልቲ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት፣ ትካል በይነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን5 ዓመታት ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ ብመፅሓፍ ተሰኒዱ ንንባብ በቒዑ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ኣዲስ ወግ” ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት እናተኻደ ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ብመፅሓፍ ተሰኒዱ ንንባብ በቒዑ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ኣደባባይ ዝንፀባረቑ ሓሳባት ናብ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዱከም በዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ክፍለ ከተማ ዱከም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ሓንቲ ሲኖትራክ ተሽከርካሪት ምስ ክልተ ሚኒባሳትን ሓንቲ ላንድ ክሮዘር መኪናን ብምግጫዋ ዘጋጠመ ኢዩ፡፡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ሸውዓተ ሰባት…
ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ዝማዕበለ ናይ ህፃናት ሕማም ቆርበት መፍለዪ ሲስተም ደርምኔት Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደርምኔት ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዝማዕበለ ውፅኢት ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ቴክኖሎጂ ኢዩ፡፡ እቲ ስርዓት ሕማም ህማም ቆርበት ህፃናት ንምልላይ ዝሰርሕ ከምዝኾነ ካብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሳጡ ዝርከቡ ሰብ ተኮር ተግባራ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌደራልን ክልልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ሰብ ተኮር ተግባራት ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ሓዊሱ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓምሓራ ኣብዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉራጌ ወረዳ መስቃን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ከምዝሓለፈ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ኣፉሊጡ። እቲ ሓደጋ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ከባቢ ሰዓት 10 ከምዘጋጠመ ሓላፊ ክፍሊ ሚዲያ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ምክትል…
Uncategorized ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ዝበረታትዑ ከምዝኾኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተግበሮም ዝርከብ ስራሕቲ ተስፋ ዝህቡ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ተመስገን ብምንቅስቓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ንተምሃሮን ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ መሰልጠኒ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መሰልጠኒ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሩ፡፡ ኣብ እዋን እቲ ዑደት እቲ መሰልጠኒ ኣብ ሜዳን ኣብ ክፍሊን እናሃቦ ዝርከብ ከይዲ ስልጠና ብዝምልከት ነቲ…