ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19ን ስሩዕ ክታበታትን ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19 ምስ ካልኦት ስሩዕ ክታበታት ንምሃብ ዘኽእል ሓዱሽ ኣሰራርሓ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ÷ እቲ ክታበት ካብ መንግስታዊ ትካላት ሕክምና ብተወሳኺ…