Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ሁዋዌ ኢትዮጵያን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ሁዋዌ ኢትዮጵያን ኣብ ስራሕቲ ኣናእሽተይ ቀረባት ሓይሊ ዘቀላጥፉ ቴክኖሎጂታትን ብዝምልከት ብሓባር ኣብ ዝሰርሑዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም። ሁዋዌ ኢትዮጵያ ንዕዳጋ ዘቕርቦምን ኣናእሽቲ ቀረባት ሓይሊን ዘቀላጥፉ ቴክኖሎጂታት፣…

ቻይና ምስ ኣሜሪካ ጥዑይ ወታደራዊ ርክብ ክህልዋ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ጥዑይን ኣብ ምክብባር ዝተመስረተን ወታደራዊ ርክብ ክህልዋ ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና ቅዋሙ ዘፍለጠ ኣብ ዋሽንግተን ኣብ ዝተሰናደአ መበል 17 ዘተ ፖሊሲ ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ከምዝኾነ ሲጂቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡…

ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። ምክትል አዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ኢሬድ ኣድሚራል ናስር ኣባ ዲጋን ላዕለዎት ኣመራርሓን ንኣባላት እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዜጋታት ወፃኢ ንኽምዝገቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ካብ ሎሚ መዓልቲ ክሳብ 30 ጥሪ 2016 ዓ.ም ንኽምዝገቡ ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣተሓሳሲቡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ግልጋሎት ማስተዋል ገዳ÷ እቲ ምዝገባ ቪዛን መንበሪ ፍቓዶምን…

ስምምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብሓባር ናይ ምልማዕ ዞባዊ ፖሊሲ ዘፅንዕ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊላንድ ዝተፈራረመቶ ሰነድ ስምምዕነት ብሄራዊ ጥቕማ ዝሕሉን ኣብቲ ዞባ ትኽተሎ ብሓባር ናይ ምልማዕ ፖሊሲ ዘፅንዕ ከምዝኾነ ሚኒስትራት ገሊፆም። ኩሉ ኢትዮጵያዊ ጉዳይ ምርካብ ኣፍ ደገ ባሕሪ ጉዳይ ህልውናን ልኣላዊነትን ምዃኑ ተረዲኡ…

4 ሚሊዮን ዝኾኑ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ የድልዮም – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ 4 ሚሊዮን ዝፅግዑ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድልዮም ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ኣብ ውድብ ሕራት መንግስታት መተሓዳደሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ እናተወገነ ዝርከብ እዋናዊ ቀረብ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መመዘኒ ፈተና ካብ ዝወሰዱ ዳይሬክተራትን መራሕቲ ጉጅለን እቶም 34 ሚኢታዊ ከምዝሓለፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ዝተውሃበ ፈተና ቴክኒክን ብቕዓት ባህሪን ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ። ብዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ኮተቤን ዝተሰናደአን ንሰራሕተኛታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተውሃበን ፈተና…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ውስትራሊያ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ዝምዝገቡሉ ሊንክ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ካምቤራ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ውስትራሊያ፣ ኒውዚላንድን ኣብ ቀጠና ሃገራትን ንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝምዝገቡሉ ኣማራፂ መፈጠሪ መርበብ ሓበሬታ (ሊንክ) ኣፋሊጡ፡፡ እቲ ኤምባሲ ቅድም ክብል…

ኢትዮ-ቴሌኮም ንማእኸል መሕገዚ ህፃናት ሕሙማት ልቢ ዝውዕል ዲጂታል ኣማራፂ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ኣሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ንማእኸል መሕገዚ ህፃናት ሕሙማት ልቢ ኢትዮጵያ ዝግበር ሓገዝ ቀሊልን ቅልጡፍን ንምግባር ዘኽእል ዲጂታል ኣማራፂ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ዲቪዥን ኮሙኑኬሽን ኢትዮ- ቴሌኮም ወ/ሮ ኣዜብ መለሰ እቲ ዲጂታል…

ተሳፋሪ ኣተኣጓጒሎም ዝተባህሉ 823 ኣሽከርከርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ  ኣዲስ ኣበባ ተሳፋሪ ኣተኣጓጒሎም ዝተባህሉ 823 ናይ ህዝቢ ግልጋሎት ትራንስፖርት ወሃብቲ ኣሽከርከርቲ ልዕሊ 596 ሺሕ ብር ተቐፂዖም። መቕፃዕቲ ገንዘብ ካብ ዝተመሓላለፈሎም ብተወሳኺ ብምኽሪ ዝተሓለፉ ከምለዉ እውን ምክትል ሓላፊ ቢሮ…