ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ንደቡብ ሃገራት ምትሕብባርን ምጥንኻርን ግደ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ዕብየትንምትሕብባርን ደቡብ ሃገራት ክቕፅል ዝግበር ኩለመዳይ ደገፍ ንምጥንኻር ቆራፅ እየ ኢላ። ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ሃገራት ቲንክ ታንክ “ንሓድነትንጠንካራን ምትሕብባር ግደ ደቡብ ሃገራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቻይና ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ሚዲያ ዓምዲ ብሄራዊ ልምዓት ብምዃኑ ሓገዝ መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘፈር ሚዲያ ዓምዲ ዲሞክራሲያዊ ስርዓትን ብሄራዊ ልምዓት ብምዃኑ ብምግንዛብ ሓገዝ መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሽልማት ሚዲያ ፓን-ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጡ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 43 ዓለም ለኸን ሃገር ለኸን ጉባኤታት ዘተኣናገደ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ … Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ክሳብ ሕዚ 43 ዓለም ለኸ፣ ኣህጉራዊን ሃገራዊን ጉባኤታት ብዓወት ኣተኣናጊዱ፡፡ ላዕለዋይ ክኢላ ዕዳጋን መፅናዕቲን እቲ ማእኸል ኣይተ ቴዎድሮስ ገበያው ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ እቲ ማእኸል ንኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እተሰጉሞ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ናይዚ ክፍለ ዘበን ሓቂ ካብ ዘይምርዳእ ዝፍልፍል ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግብፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እተሰጉሞ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ን21 ክፍለ ዘበን ሓቂ ካብ ዘይምርዳእን ዝፍልፍል ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝበሎ÷ ግብፂ…
ቢዝነስ ፀገም ቀረብ ዘይቲ ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣለኹ – ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገም ቀረብ ዘይቲ ንምፍታሕ ምኽባር ናብራ ንምርግጋእን ይሰርሕ ኣለኹ ኢሉ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡፡ ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሃቢባ ሲራጅ ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፀኦ÷ ኣብታ ከተማ ፀገማት ቀረብ ዘይቲ ከየጋጥምን ምኽባር ናብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንማሕበራት ጉድኣት ኣካል ክልል ትግራይ ሓገዝ ናውቲ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዓለም ለኸ መዓልቲ ጉድኣት ኣካል ብምምልካት ንሕብረት ማሕበራት ጉድኣት ኣካል ክልል ትግራይ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። በዚ ድማ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዊልቼር፣ ክራንች፣ ንምስማዕ ዝሕግዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ሓበራዊ ያታ ንምስራፅ.. Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ሓበራዊ ያታ ንምስራፅ እጃሙ ዕዙዝ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተፈላለዩ ፍፃመታት እናተኸበረ ዝቐነየ መበል 20 በዓል መዓልቲ መዓልቲ ብሄራት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዘፈር ፀፅታ ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ድሕንነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣምባሳደር ዋንግ ሊሲን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ግብረ ራዕዲን ካልኦት ዞባዊ ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስታትስቲክስ ንጥንኩር ፖሊሲ ዓንዲ ሑቐ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስታትስቲክስ ሓበሬታ መሰረት ንዝገበረ ጥንኩር ፖሊሲ ዓንዲ ሑቐ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። መበል 19 ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚቴ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ብኤራዊ ስታትስቲክስ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ‘ፍትሒን ካሳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኤፊሸንሲ ኢነርጂ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈላማይ ጉባኤ ኤፊሸንሲ ኢነርጂ ኣፍሪካ ካብ ዝቕፅል 1 ክሳብ 2 ታሕሳስ 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን ኣፍሪካ ሌራቶ ማታ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ፀገም ቀረብ ሓይሊ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣብ…