ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን ንምድንፋዕ ዝዓለመ ገምጋም ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ብብርኪ ረቂቕ ዝተሰናደአ 2ይ ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ገምጋም ኣካይዱ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ኣድላይነት እቲ መድረኸ ገምጋም እታወታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ዘድሀበ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠናን ምድንፋዕ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ኣፍሪካ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋና ቤት ዕዮ ሕብረት ኣፍሪካ እናተውሃበ ኣብ ዝርከብ ስልጠና÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ምክትል መካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክቱ ገሊፆም። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተትሓዘሉ ግዘ ንምዝዛም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዝገለፁ ራ መሆኑን ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሉእኻት ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ሞሊ ፊ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር ኤርቪን ማሲንጋንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናመዝገበቶ ትርከብ ውፅኢት ንኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናመዝገበቶ ትርከብ ውፅኢት ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተሳተፍቲ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፆም። ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ሉኣላዊነት ንምሕላው ቁልፊ ጉዳይ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፕሬዚዳንት ሞሃመድ ኡልድ ኤል ጋዙዋኒ መርሃ ግብሪ ሰናይ ትምኒት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ንዝተመረፁ ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያ ሞሃመድ ኡልድ ኣል ጋዙዋኒ ኣቦ መንበር እቲ ዓመት ኮይኖም ብምምራፆም ሎሚ መዓልቲ ናይ ’እንኳዕ ደስ በለኩም’ መርሃ ግብሪ ሰናይ ትምኒት ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳይ ምዕባለ ንምምፃእ ኣብ ትምህርቲ ምስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ምዕባለ ንምምፃእ ኣብ ትምህርቲ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይኝ ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣገንዚበን፡፡ "ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ንኣፍሪካውያን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ጉባኤ ሕብረት መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋታት ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝሕግዝ 18 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ትግበራ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓደጋታት ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘላቒ ዘይብዳህ መፍትሒ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእል ፕሮጀክት ትግበራ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ ብኣሰናዳእነት መንግስቲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰት (ኣይኦኤም)ን ዝተኻየደ ኢዩ፡፡ እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዓመፅቲ ሁቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ እንግሊዝ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ፈፂሞም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመፅቲ ሁቲ የመን ብወሽመጥ ባሕሪ ኤደን እናተጓዓዘት ኣብ ልዕሊ ዝነበረት መርከብ እንግሊዝ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀሙ ኣቐባሊ ቃል እቶም ዓመፅቲ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቶም ዓመፅቲ ያህያ ሳር÷ ኣብ ልዕሊ ናይ ፅዕነት መርከብ እንግሊዝ ዕዉት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገርድ ሙለር ኣብ ኣዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ)ገርድ ሙለርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኣዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ውሽጡ ናይ ትማሊ ታሪኽ ጥራሕ ዘይኮነ ንፅባሕ ወለዶ…