ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ውሽጢ ወታደራዊ ሓይላ ንዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ዜግነት ክትህብ ኢያ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ውሽጢ ወታደራዊ ሓይላ ንዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ዜግነት ከምትህብ ክሬምሊን ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጦር እታ ሃገር ወይ እውን ኣብ ካልኦት ወታደራዊ ክፍሊታት እናገልገሉ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ፓስፖርት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ካሊእ ዓለም ክወዳደሩ ዝኽእሉ ተምሃሮ ንምፍራይ ምስራሕ የድሊ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ተምሃሮ ምስ ካሊእ ዓለም ክወዳደሩ ዝኽእሉሉ ኮይኑ ክሕንፀፅ ከምዘለዎ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣተሓሳሲቦም። ሚኒስቴር ትምህቲ "ኣብ ስርዓተ ትምህርት እንታይ ዓይነት ትውልዲ ንህነፅ" ብዝብል ርእሲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 2 ቢልየን ፈልሲ ቡን፣ ልዕሊ ፍርቂ ቢልየን ፍረምረን ልዕሊ 400 ሚልየን ተኽሊ ሻሂን ምድላው ተጀሚሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 2 ቢልየን ፈልሲ ቡን፣ ልዕሊ ፍርቂ ቢልየን ፍረምረን ልዕሊ 400 ሚልየን ተኽሊ ሻሂን ምድላው ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትፅቢት ዝግበረሉ 4ይ ውድድር ድምፂ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኹ ብልዑል መጠን ሽልማት ፅባሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትፅቢት ዝግበረሉ 4ይ ውድድር ድምፂ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኹ ብልዑል መጠን ሽልማት ፅባሕ ድሮ በዓል ልደት ብቐጥታ ፈነወ ከምዝጅመር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር÷ ተዓወትቲ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 13፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደራት ሰለስተ ሃገራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደራት ብሪታንያ፣ ፈረንሳይን ሩሲያን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምጥንኻረወ፣ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ሓሳብ ንምልውዋጥ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ኣብ በዓል ልደት ሓዊን ሓይሊ ኤሌክትሪክን እንትቀም ጥንቃቐ ንኽገብር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ቀፃሊ ሰንበት ምስ ዝኽበር በዓል ልደት ተተሓሒዙ ፍልፍላት ሓዊን ሓይሊ ኤሌክትሪክን እንትጥቀም ግቡእ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኩሎም ስራሕቲ ብተመሳሳሊ ግዘ ጎና ጎድኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፃኢ ንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፤ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ዜሮ ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ሙዝየም ዓድዋ ሓዊሱ ተሃኒፆም ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከቡ ዓበይቲ ሰውተኮር ፕሮጀክታት ዑደት ይሮም። ድሕሪ ዑደቶም ምስ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት በሪ ባሕሪ ምፍራሙ ሃገራዊ ጉዕዞና ብዓወት እናደመቐ ምዃዱ ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በሪ ባሕሪ ንምርካብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሶማሊ ላንድ ምፍራሙ ሃገራዊ ጉዕዞና ብዓወት እናደመቐ ምዃዱ ዘርኢ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዚዳንት ሶማሊ ላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበበ ንዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበበ ንዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲሲ መብርሂ ተዋሂቡ። ሚኒስትር ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር…