Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካናዳ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ቶሮንቶ ከምኡ እውን ካብ ቶሮንቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራኡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሚያዝያ 2024…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ጥምረት ምትሕብባር ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ጥምረት ምትሕብባር ምጥያሽ ኣብ ዝከኣለሉ ቅድመ ኩነት ዝጠመተ ፈላማይ ምኽክር ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓዱሽ ተስፋይ (ፕ/ር)÷ እቲ ክልል ኣብ ፅባሕ ኲናት ዝርከብ ምዃኑ ብምግላፅ…

ሜሲ ዝኽደና መፍለዪት ቁፅሪ 10 ማሊያ ካሊእ ተፃዋታይ ከምዘይክደና ኣርጀንቲና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዮኔል ሜሲ ኩዕሾ እግሪ ምፅት ጠጠው ምሰበለ ንሱ ዝኽደና 10 ቁፅሪ መፍለዪት ማልዩኡ ንኻሊእ ተፃዋታይ ከምዘይትወሃብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣርጅንቲና ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ክላውዲዮ ታፒያ÷ “ናይ ሊዮኔል ሜሲ 10 ቁፅሪ ንዘላለም…

ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምክልኻል ዝዓለመ መድረኽ ምልዕዓል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝዓለመ መድረኽ ምልዕዓል ፀረ ኮንትሮባንድ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ ዘሰናደኦ መድረኽ ምልዕዓል÷ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራል፣ ክልልን ምምሕዳር ከተማ ከምዝተረኸቡ…

ኡጋንዳዊ ኣትሌት ኣብ ኬንያ ኣብ ውሽጢ መኪና ህይወቱ ሓሊፉ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡጋንዳዊ ኣትሌት ቤንጃሚን ኪፕላጋት ኣብ ኬንያ ኣብ ውሽጢ መኪና ህይወቱ ሓሊፉ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ሰለስተ ውድድራት ኦሎምፒክ ብ3 ሺሕ መሰናኽል ንሃገሩ ዝወከለ ኣትሌት ኪፕላጋት÷ ኣብ ክሳዱን ኣፍ ልቡን ብበኪሕ ነገር ተወጊኡ ህይወቱ…

ዝተፈላለያ ሃገራት ሓዱሽ ዓመተን ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቆፃፅራ ዘበን ጎርጎሮሳውያን ዝጥቀማ ሃገራት ሓዱሽ ዓመት 2024 ተቐቢለን። እተን ሃራት ኣብ ርእሰ ከታማታተብ ብዝተፈላለዩ ምርኢታትን ድሙቕ ስነ-ስርዓታትን ኢየን ሓዱሽ ዓመተን ተቐበሊን። ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ሓዱሽ ዓመት 2024…

ፌሊክስ ትሺሴኬዲ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኮንጎ ምዕዋቶም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌሊክስ ትሺሴኬዲ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን መረፃ እታ ሃገር ዕላዊ ገይሩ። ፌሊክስ ትሺሴኬዲ 70 ሚኢታዊ ድምፅ መረፅቲ ከምዝረኸቡ እቲ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። ብመሰረት ውፅኢት እቲ መረፃ÷…

ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴክተር ጥዕና ዘፈር ውልቀን መንግስቲን ምውዳድ ብምጥንኻር ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ፍሬህይወት ኣበበ፣ ኣመራርሓታት ፌዴሬሽን ክንክን ጥዕና…

ኣርሰናል እንትትሰዓር ቶተንሃም ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል እንትትሰዓር ቶተንሃም ዓወት ቀኒዑዋ። ንኣርሴናል ዘተኣናገደት ፉልሃም ክትምራሕ ድሕሪ ምፅናሕ 2 ን 1 ክትዕወት ክኢላ። ጋንታ ፉልሃም ንኽትዕወት ራኡል ሄሜኔዝን ኮርዶቫ-ሬይድን…

2023 ንተወዳደርቲ 5 ሺሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ታሪኻዊ ዓመት ነይሩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ንተወዳደርቲ 5 ሺሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ታሪኻዊ ዓመት ከምዝነበረ ኣትሌቲክስ ዓለም ገሊፁ። ኣብቲ ዓመት ክብረ ወሰን እቲ ርሕቐት ክልተ ግዘ ከምዝተሰበረ ተሓቢሩ። ካብዚ ብተወሳኺ ካብ 10 ናይ ኩሉ ግዘ…