ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ፍልጠት ዝተመሰረቱ ስራሕቲ ወሰንቲ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2023 0 ኣዲስ ዘበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ፍልጠት ዝተመሰረቱ ስራሕቲ ምውጋን ቅድሚት ትኹረት ዝወሃቦ ተግባር ከምዝኾ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ኣይተ ቸሩጌታ ገነነ ገሊፆም። ስራሕቲ ህንፀት ሰላም ሚኒስቴር ሰላም ዘምፅኡዎ ለውጢታት ንምፍላጥ ኣብ ዘፅነዖ መፅናዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ዓቕሚ ብምድንፋዕ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምዝማን ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ዓቕሚ ብምድንፋዕ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምዝማን ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ። ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ "ብልፅግና ተምሳሌት ህንፀፅ ከተማ ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ 37 ሞተር ብሽክሌታታት ንክልል ጋምቤላ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ 37 ሞተር ብሽክሌታት ንክልል ጋምቤላ ሓገዝ ገይሩ። መራሒ ፈፃሚ ስራሕ መደንፍዒ ትምህርቲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ቴዎድሮስ ሸዋረገጥ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ርኽክብ÷ እተን ሞተር ብሽክሌታት ንምምሕዳር ከተማ ጋምቤላን ኩለን ወረዳታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ካብ 1 ጥሪ ጀሚረን ትምህርቲ ከምዝጅምራ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ካብ 1 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ክልተ ሰሙናት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምራ ሚኒስቴር ትምህርቲ አፍሊጡ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተፈጠረ እዋናዊ ፀገም ፀፅታ ምኽንያት ኣብቲ ክልል ዝርከባ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ምንካይ ዋጋ ትኬትን እንግዶት ሆቴልን ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ዝገበሩዎ ፃውዒት ስዒቡ ናብ ሃገሮም ንዝኣትዉ ኣባላት ዳያስፖራ ምንካይ ዋጋ ትኬትን እንግዶት ሆቴልን ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ዋና ሓላፊ ዓውዲ ንግዲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ሜታ ሎሚ መዓልቲ ዝተኸበረ ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ብሰላም ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣቦታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ማእኸለ ጎንደር ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ማእኸለ ጎንደር ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ዝተቀበሉ ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም። መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዝዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝርከቡ ዕጡቓት ምስ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምስ ምምሕዳራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግምታዊ ዋጋኡ 15 ሚሊዮን ብር ዝኾነ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ÷ ካሜራታት መሕለዊ ድሕንነትን መለዋወጢታትን ንፖሊስ እቲ ክልል ኣረኪቦም፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ልዑል መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ኣብ ውሽጢ ሓደ ልዑል መጥቃዕቲ ኣየር ምክያዳ ተገሊፁ። ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ሚሳኤላትን ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ከተማታት ኪየቭ፣ ኦዴሳ፣ ዲኒፕሮፔትሮቭስክ፣ ካርኪቭን ሊቪቭን ደብዳብ ምክያደን ስዒቡ ብብርኪ ሃገር ናይ ኣር…