ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ምግቢ ማሕበረሰብ ንምምሕያሽ ፕሮጀክት 70 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓተ ምግቢ ማሕበረሰብ ንምምሕያሽ ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ)ን ስምምዕነት ፕሮጀክት 70 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ። እቲ ፕሮጀክት ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓተ ምግቢ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ250 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መፍረዪ ፋብሪካ እታወታት ህንፀት ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብ250 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መፍረዪ ፋብሪካ እታወታት ህንፀት ተመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ሰዓት ልዕሊ 220 ቶን መፍረዪ እታወታት ህንፀት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃር…
ስፓርት ፀወታ ሸገር ደርቢ ንፈለማ እዋን ኣብ ዱባይ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ንፈለማ እዋን ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ ከምዝካየድ እተን ጋንታታት ኣፍሊጠን፡፡ ጋታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ ዝቕፅል 16 ለካቲት 2016 ዓ.ም…
ቢዝነስ ሃገራት ብሪክስ 45 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስት ክግበር ዝኽእል ሃፍቲ ከመዘለወን ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ 45 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስት ክግበር ዝኽእል ሃፍቲ ከመዘለወን ፀብፃብ ሃፍቲ ብሪክስ ሄንሌይን ፓርትነርስን ኣመልኪቱ። ቅድም ክብል ሩሲያ፣ ህንዲ፣ ቻይና፣ ደቡብ ኣፍሪካን ብራዚልን ሓቝፉ ዝነበረ ብሪክስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን…
ስፓርት ኣርሰናል ኣብ ልዕሊ ዌስት ሃምን 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ኣርሰናል ንዌስትሃም 6 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡ እተን ሸቶታታ ድማ÷ ዊሊያም ሳሊባ፣ ቡካዮ ሳካ (2)፣ ጋብሪኤል ማጋሌሽ፣ ሊሃንድሮ ትሮሳርድን ዲክላን ራይስን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣርሰና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክሳብ ሕዚ ብዘይምህናፁ ዘናስሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ካብ ሃገርን ኣህጉርን ተሳጊሩ ኣብ ዓለም ዝተጋውሐ ዘኹዕ ዓወትና ይኹን እምበር እዚ ኣብ ሓደ ቦታ ብግቡእ ዝገልፅ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክሳብ ሕዚ ዘይምህናፁ ዘናስሕ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ህይወት ደቂ ሰባት ብዕድልን ብቃልሲን ዝተመልአ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዕዞ ህይወት ደቂ ሰባት ብዕድልን ብቃልሲን ዝተመልአ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መሪቖም፡፡ ኣብቲ ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ ግልጋሎት ንዘበናት ኣብ ዝነበረ ቦታ ዘበን ዘይስዕሮ ስራሕ ተሰሪሑ – ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ዝኾነ ይኹን ግልጋሎት ንዘበናት ኣብ ዝነበረ ቦታ ዘበን ዘይስዕሮ ስራሕ ሰሪሕና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…
Uncategorized ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከብ ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ተመሪቑ ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝኸውን ተሓቢሩ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ሓዊሱ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ መገጣጠሚ መሳርሒ ሕክምና ኣልትራሳንውንድ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጋርመንት ዝርከብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ሁዋጂያን ዝተሃነፀ ፋብሪካ መገጣጠሚ መሳርሒ ሕክምና ኣልትራሳንውንድ ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ጀሚሩ። ኤልስሜድ ሶሊሽንስና ሲመንስ ዝተብሃሉ ኩባንያታት ብሓባር ኢንቨስት ዝገበሩሉ እቲ ፋብሪካ÷ ዝተፈላለዩ…