Fana: At a Speed of Life!

ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ማዕረ ሓደ ተፋላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ሓደ ንሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊይን፡፡ 9፡00 ሰዓት ላይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሞሰስ ኣዶ ከምኡ እውን ብወገን ወላይታ ድቻን ቢኒያም…

ጋዜጠኛ ተኣምራት የማነ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ተኣምራት የማነ ብዝሓደሮ ሕማም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ክፍሊ  ቴሌቪዥን ትግርኛ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላዊን ሃገራዊን መራኸብቲ ሓፋሽ ንልዕሊ 20 ዓመታት ብሞያ ጋዜጠኝነት ዘገልገለ ጋዜጠኛ ተኣምራት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መሪቖም። ቅድሚ እቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ኣብ እግሪ እቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ኣብቲ…

ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ኣኼባ÷ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጥንኩር ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምኽክር…

ዓድዋ ፍልፍል ጥንካረ መንፈስን ኣርማ ቃልሲን ኣፍሪካዊያን ስለዝኾነ መተኣሳሰሪ ሓድጊና ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓድዋ ብሕብሪ ዝፀንዐት ሃገር ንምፍጣር መሰረት ዘንበረን ሕዚ እውን ኣሰር ወለዶ ብምዃን ምስሊ እዛ ዓባይ ሃገር ዘርኢ ዋና ምዕራፍ ታሪኽና ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግልጋሎት ሎሚ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ…

ፖሊስ ፌደራል 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2016 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ እቲ ትካል ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ገምጊሙ፡፡ ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ…

ፖሊስ ፌዴራል ገበናት ዕግታን ንምክልኻል እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍፀሙ ዝተፈላለዩ ገበናት ዕግታን ንምክልኻል ምስ ትካላት ፀፅታ ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝርከብ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ፋና ቴሌቪዥን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ምስ ዕግታ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ 4ይ ስዕረት ኣተኣናጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ 4ይ ተኸታታሊ ስዕርት ኣተኣናጊዳ፡፡ ሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ምስ ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ዝተራኸበት ጋንታ ባህርዳር ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ፡፡ እቲ ውፅት ስዒቡ ድማ…

ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ምይይጣት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኩለን ዞባታት ኣብ ዝርከባ 20 ከተማታት ፅባሕ ህዝባዊ ምይይጣት ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠሚቶም ምስ ሕብረተሰብ ክመያየጡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ኣብቶም…

ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝካየድ ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ኣብቲ ዕለት ካብ ሰዓት 6 ጀሚሮም ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣበባ ካብ 3…