Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ሓንቲ ኣደ ኣርባዕተ ሓናጡ ብሰላም ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ዝርከብ ሆስፒታል ሓኪም ግዛው ሓንቲ ኣደ ብሓደ ግዘ ኣርባዕተ ሓናጡ ብሰላም ተገላጊላ። ኣብቲ ሆስፒታል ስፔሻሊስት ሓኪም ማህፀንን ጥንሲን ዶ/ር ኣዲሱ ግርማ÷ ጓል 38 ዓመት ኣደ ብሰብ ሞያ ሕክምና ብዝተገበረላ…

ትካላት መምርሒ ንተይተኸተሉ ልዕሊ 404 ሚሊዮን ብር ዕድጊት ፈፂሞም – ዋና ኦዲተር ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት መምርሒ ንተይተኸተሉ ልዕሊ 404 ነጥቢ 7 ሚሊዮን ብር ዕድጊት ፈፂሞም ኢሉ ዋና ኦዲተር ፌዴራል፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 39 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ፀብፃብ ኦዲት በጀት…

ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ወለጋን ተምሃሮአን ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ወለጋን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ኣመሪቐን፡፡ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብስሩዕ ብተኸታታሊ መርሃ ግብሪታታትን ብቀዳማይ፣ ካልኣይን ሳልሳይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 710 ተምሃሮ ኣመሪቑ።…

ቱሪዝም ምስ ሕርሻ ዘተኣሳሰረ ቤኑና መንደር …

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ትካላት ሚዲያ መንግስቲን ውልቀን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ሚዲያ ኣብ ወሰን ቃላይ በሰቃ ዝተሃነፀ ቤኑና መንደር ተዓዚቦም። ቤኑና መንደር ኣዚዩ ዘበናዊ መደቀሲ ክፍሊታት፣ ኣዳራሽ፣ እንዳ ሲኒማን መዘናግዒ ቦታን፣ ስፓ ከምኡ እውን ልምዓት ፍረምረን…

“እስራኤልን ኢራንን ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ተስማዕሚዐን” – ፕሬዚዳንት ትራምፕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ኢራንን ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ተስማዕሚዐን ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ከምዝበሉዎ÷ እስራኤልን ኢራንን ንዝሓለፉ 12 መዓልቲታት እናካየደኦ ዝፀንሓ ኲናት ፀጣ ንምባል ኣብ ስምምዕነት በፂሐን። እቲ…

ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት መሰል፣ ድሕንነትን ዘላቒ ተረባሕነትን ዜጋታት ንምርግጋፅ ዘኽእል ኢዩ – ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ብዝምልከት ኣብዚ ሰሙን ብዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝጋውሑ ሓበሬታታት ግቡኣት ዘይኮኑ ኢዮም ኢሉ፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘቕረቦ ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣሜሪካን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ እናተሳተፈ…

ሓኻይም ሰብ ንምድሓን፤ ንሕና ኢትዮጵያ ንምድሓን ኢና ንሰርሕ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓኻይም ሰብ ንምድሓን፤ ንሕና ኢትዮጵያ ንምድሓን ንሰርሕ ስለዝኾንና ሓቢርና ጠጠው ክንብል ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ሰብ…

ኩለመዳይ ዓቕሚ ትካላት ጥዕና ንምይንኻር ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኩለመዳይ ዓቕሚ ትካላት ጥዕና ንምይንኻር ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ ከምዝሉዎ÷ ዓውዲ ጥዕና…

ህይወት ሰባት ናይ ዘድሕኑ ሓኻይም ሕቶ ናይ ፖለቲካ ክሳራ ብዘጋጠሞም ሰባት ምጥላፉ ትኽክል ኣይኮነን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኢትዮጵያ ትኽክለኛ ሰብ ሞያ ጥዕና ንምንታይ ሕቶ መሃያ እልዐሉ ኢሉ ዝሓስብ ሰብ ኣለ ኢለ ኣይግምትን ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዝተዛተዩሉ…