Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ክመዝገብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ክመዝገብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቕረቡሎም ኢኮኖሚያዊ ጉዳያ ዝምልከቱ ሕቶታትን ዘለዉ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ህይወት ሰባት ከይቀጥፍ ተሓባቢርና ክንሰርሕ ይግባእ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ህይወት ሰባት ከይቀጥፍ ተሓባቢርና ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ…

መንግስቲ ፌዴራልን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ብምትሕብባር ብዝሰርሑዎ ስራሕ ዘዕግብ ውፅኢት ተረኺቡ ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትግራይ ክልል ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ድሕሪ ስምምዕነት…

ሕብረትን ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረትን ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘለዎም ምትሕብባር ኣብ ምጥንኻር ዝጠመተ ልዑል መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጥዕና፣ ሰብኣዊ ጉዳያትን ማሕበራዊ ልምዓትን…

ኣፈ-ጉባዔ ታገሰ ጫፎ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ድማ እቲ ሙዚየም ነቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዘጎብነየኦም ኣብ ማሕበራዊ…

ልዕሊ 260 ካሻ ቡን ብዘይሕጋዊ መገዲ ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 260 ካሻ ቡን ብዘይሕጋዊ መገዲ ብምኽዛን ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ፡፡ ተጠርጠርቲ ቡን ንምሻጥ ዘኽእል ዝኾነ ይኹን ሕጋዊ ፍቓድ ከምዘይብሎም ዝገለፀ ፖሊስ÷ ኣብ ክልል…

ኣብ ቦስተን ውድድር ውሽጢ ገዛ ኒው ባላንስ ጉዳፍ ፀጋይን ለሜቻ ግርማን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቦስተን ውድድር ውሽጢ ገዛ ኒው ባላንስ ጉዳፍ ፀጋይን ለሜቻ ግርማን ተዓዊቶም። ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝተወዳደረት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ÷ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቕ 58 ሰከንድን 11 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን…

ኣብ ቺሊ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሑዱ ህይወት 112 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቺሊ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ብውሑዱ ህይወት 112 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ቺሊ ቫልፓራሶ ኣብ ዝተብሃለ ግዝኣት ዝርከብ ደኒ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ስዒቡ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኣወጀ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ገብርኤል ቦሪክ ኣፍሊጦም፡፡…

ብዲጂታል ስርዓት ዕድጊት ነዳዲ ልዕሊ 155 ቢሊየን ብር ዕድጊት ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዲጂታል ስርዓት ዕድጊት ነዳዲ ልዕሊ 155 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዕድጊት ከምዝተኻየደ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዕድጊት ነዳዲ ብዲጂታል ስርዓት ምክያድ ካብ ዝተጀመረሉ ሚያዝያ 2015 ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 155 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር…

ህዝቢ ዝናፈቖ ሰላም ንኽረክብ ግደ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዝናፈቖ ሰላም ንኽረክብ ግደ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ገንዘብን ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ኣብ ክልላዊን ሃገራዊን እዋናዊ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…