ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሴኔጋል ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተሰሚዑ Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴኔጋል 78 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ኣብ መበገሲኣ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ። ቦይንግ 737-300 ቢ ኤ ኤን ዝተባህለት ኣውሮፕላን÷ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ዳካር ብሌዝ ዲኘ ናብ ማሊ ንምበራር እናተሃንደደት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ሓበራዊ መግለፂታት ብምጉላህ ናይ ሓባር ተረኽ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባ ተመልኪቱ Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሓበራዊ መግለፂታት ብምጉላህ ናይ ሓባር ተረኽ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባ ኣማኻሪ ሚኒስትር ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር ዳንኤል ክብረት ገሊፆም፡፡ እቶም ኣማኻሪ ሚኒስትር÷ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “መራኸብቲ ሓፋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚታት ኢንዱስትሪ ናብ ስራሕ ብምእታው ጭቡጥ ለውጢ ኣመዝጊቡ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚታት ኢንዱስትሪ ናብ ስራሕ ብምእታው ጭቡጥ ለውጢ ከምዘመዝገበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ዘጀመሩሉ እዋን ከምዝገለፁዎ÷ በቲ ምንቅስቓስ ኣበሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ናይ ሓደ ሓደ ኤምባሲታት ዕስለ መግለፂታት ተቐባልነት ከምዘይብሎም ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ሓደ ሓደ ኤምባሲታት ዘውፅኡዎም ናይ ዕስለ መግለፂታት ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ እቲ ሚኒስቴር ነብዩ ተድላ ዓበይቲ ምንቅስቓሳት ዲፕሎማሲ እታ ሃገር ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ን7ይ ግዘ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ፋይናንስ÷ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ሓዊሱ ሓለፍቲ ባንኪታት፣ ተወከልቲ ትካላት ኢንሹራንስን ተዋሳእቲ ዓውዲ ፋይናንስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕለኻታት ዓውዲ ኮንስትራክሽን ንምፍታሕ መዳርግቲ ኣካላት ተቐራሪቦም ክሰርሑ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕለኻታት ዓውዲ ኮንስትራክሽን ንምፍታሕ መዳርግቲ ኣካላት ተቐራሪቦም ክሰርሑ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን እቲ ባይቶ፤ ማሕለኻታት፣ መውፅኢ መገዲታትን ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ስራሕቲ ምድላው ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ስራሕቲ ምድላው ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስትር ሕርሻ ገሊፁ። ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣካቢ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ሓምለዋይ ኣሰር ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016 ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጎስጓስ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ምክያድ ተጀሚሩ። ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ናይቲ ዓውዲ ማሕለኻታት ብምፍታሕ ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ ፍልፍል ኢኮኖሚ ንምግባር ናብ ተግባር ዝኣተወ ኤክስፖ ሃገራዊ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016 ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ጎንደር ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና ናይ ገምጋም ኣፈፃፅማ 9 ኣዋርሕን መድረኽ ምፍላጥ ስራሕቲ ዝመፅእ ክረምቲን ኣብ ከተማ ጎንደር ምክያድ ጀሚሩ። እቲ መድረኽ "ባህሊን እሴትን ዲሞክራሲ ንብልፅግናና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻደ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 194 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ኣብ ዝተሳለጠ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዜጋታ ናይ ምምላስ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ 1 ሺሕን 194 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገር ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ እቶም 789 ደቂ ተባዕትዮ፣ 384 ደቂ…