ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስልጠና ዝርከቡ ሓለፍቲ ስራሕ ፕሮጀክታት ልምዓት ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡን ኣብ ማእኸል ስልጠና ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓትን ዓበይቲ ፕሮጀክታን ዑደት ገይሮም፡፡ ፋብሪካ እንጀራ ለሚ፣ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ብናይባዕላ ዓቕሚ እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ብናይባዕላ ዓቕሚ እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ንሃገራት እቲ ዞባ ኣብነት ዝኸውን ከምዝኾነ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 17 ሕዳር 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ። እቲ ስልጠና ኣብ ትካላዊ ሪፎርም፣ ስነ ምግባርን ኣመራርሓ ለውጢን ከምኡ እውን ሃገራዊ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ምኽንያት ብምግባር ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ምኽንያት ብምግባር "ብዝሃነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፌስቲቫል ንኹሎም ብሄር ብሄረሰባት…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ሲሳይ ለማ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 1 ደቒቕን 48 ሰከንድን ብዝኾነ ግዘ ብምእታው ውድድሩ ዛዚሙ፡፡ ኬንያዊ ኣትሌት ኣሌክሳንደር ሙቲሶ ካልኣይ ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዝልካዕ ብተግባር እምበር ብዝውሰኑ ውሳነታት ኣይኮነን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዝልካዕ ብተግባር እምበር ብዝውሰኑ ውሳነታት ኣይኮነን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ መደረ ኣስሚዖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸኽሚ ዕዳ ዘለወን ሃገራት ፈተና ክሌማዊ ለውጢ ክፃወራ ኣይኽእላን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሸኽሚ ዕዳ ዘለወን ሃገራት ፈተና ክሌማዊ ለውጢ ክፃወራ ከምዘይኽእላ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ መደረ ኣስሚዖም። ኣብ መደረኦም ድማ ዝተጎድኣ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ዝዝቲ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዱባይ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ዝዝቲ ጉባኤ ኮፕ28 ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዱባይ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ቀንዲ ቀንዲ ዛዕባታት ትኹረት ከምዝገብርን ውሳነታት ከምዘሕልፍን ትፅቢት ይግበር፡፡ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጥቓ ከተማ ሓውዜን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ወገናት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ሓውዜን ናብ መጋብ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሂወት ኣርባዕተ ወገናት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ንግሆ ከባቢ ሰዓት 2:45ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሚዲካል ዳይረክተር ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓውዜን ዶ/ር ዑቑባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ኮፕ28 ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ኮፕ28 ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ሚግዌል ዲያዝ-ካናል ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ሓላፍነት ክሌማዊ ለውጢ ዓለም፣ ክልተኣዊ ምትሕብባርን ጉዳያት ብሄራዊ ልምዓትን ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት…