Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 4 ሺሕ ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር ምፍሻል ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ መንፈቕ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ከም ሃገር ካብ ዝተፈነዉ 4 ሺሕን 623 ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር እቶም 4 ሺሕን 493 ዝኾኑ ምፍሻል ከምዝተኻእለ ተገሊፁ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ሰለሞን ሶካ÷ ኣፈፃፅማ…

መዕወኒ ሓሺሽ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ፌስታል መዕወኒ ሓሺሽ ኣብ ተሽከርካሪት ብምፅዓን እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስኣበባ ገሊፁ፡፡ ተጠርጠርቲ ዝተትሓዙ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ወረዳ 01 ለቡ ሙዚቃ ቤት ተባሂሉ ኣብ…

ናይ ውግእ ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤፍ-16 ዝዓይነታ ናይ ውግእ ኣውሮፕላን (ጀት) ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ። ኣብቲ ከባቢ ሓደ ዓመት ኣብ ዘይመልአ እዋን ኣብ ልሊ ጦር ኣውሮፕላን ተመሳሳሊ ሓደጋ እንተጋጥመን እዚ ንሳልሳይ ግዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እታ ናይ ውግእ…

ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብ651 ሚሊየን ብር ፕሮጀክታት ልምዓት ይህነፁ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓዲግራት ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ብ651 ሚሊየን ብር ህንፀት ፕሮጀክታት ልምዓት እናተኻየደ ምዃኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። እቲ ህንፀፅ ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ብዝሰለዖ 351 ሚሊየንን ባንኪ ዓለም ብዝገበሮ 300 ሚሊየን ብር ሓገዝን…

ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንስደተኛታት እናገበሮ ዝርከብ ክንክን ውሕመ ናእድኡ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ካብ ሱዳን ተመዛቢሎም ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ዞባ ኣሶሳ ወረዳ ኩርሙክ ንዝርከቡ ንስደተኛታት እናገበሮ ዝርከብ ክንክን ላዕለዋይ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታ ፊሊፖ ግራንዴ ናእደኦም ገሊፆም። ርእሰ ምምሕዳር…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይረን። እተን ፕሬዘዳንት ካን 17 ክሳብ 23 ጥሪ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ተዘዋዊረን ተዓዚበን፡፡ ከምኡ…

ምስ ዓወት ዓድዋ ተተሓሒዙ ሓድጊታት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ምስ ዓወት ዓድዋ ተተሓሒዙ ሓድጊታት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣበርኪቶም፡፡ ምስ ዓወት ዓድዋ ዝተተሓሓዙ ሓድጊታት ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኽቕመጡ ከንቲባ አዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦ ፃውዒት ስዒቡ ኢዩ እቶም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጂኦርጂያ ሜሎኔ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኔ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን ኩለ መዳይ ጉዳያትን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በቲ…

ብሓባር ናይ ምልማዕ ትልሚ ኢትዮጵያን ሃገራት ክድግፈኦ እምበር ክነቕፈኦ ኣይግባእን – ኣምባሳደራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያን ትልሚ ሂብካ ምቕባልን ብሓባር ምልማዕን ሃገራት ክድግፈኦ እምበር ክነቕፈኦ ከምዘይግባእ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ፣ ቻይናን ካናዳን ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ጠለብ በሪ ባሕሪን ሕቶ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣፍልጦን ሽልማትን ዝረኸቡ ንዘርአዩዎ ኣመራርሓን ቆራፅነትን ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ዝተውሃቦም ዝኸበረ ሽልማት ሜዳሊያ ኣግሪኮላ ፋኦ ንዘርአዩዎ ኣመራርሓን ቆራፅነትን ከምዝኾነ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። ቀዳማይ…