Fana: At a Speed of Life!

ርእሳነ ምምሕዳራት ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷  …

ልዕሊ 198 ሺሕ ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 198 ሺሕ ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ምግባር ከምዝተኽኣለ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግልጋሎት 265 ሺሕን 990 ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምግባር ተሊሙ ን198 ሺሕን…

በቢዓመቱ ካብ ዝምዝገቡ ሕሙማት መንሽሮ ሕክምና ዝረኽቡ ከባቢ 12 ሺሕ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ካብ ዝምዝገቡ ሕሙማት መንሽሮ፤ ሕክምና ዝረኽቡ ከባቢ 12 ሺሕ ከምዝኾኑ ጥራሕ ከምዝረኽቡ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ፡፡ ሕፅረት መሰረተ ልምዓትን ግንዛበ ሕብረተሰብን፣ ብዝድለ መጠን ሰብ ሞያ ሕክምና ዘይምህላው፣ ንሕክምና ዝውዕሉ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ግንዛበ ኣብ ምፍጣር ብስፍሓት ንኽሰርሑ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ጋህዲ ክኸውን ኣብ ምግባር ከይዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ግንዛበ ኣብ ምፍጣር ብስፍሓት ንኽሰርሑ ተሓቲቱ፡፡ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ(ፕ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት…

ርእሳነ ምምሕዳራት ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)ሜዳልያኣግሪኮላፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያኣግሪኮላፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)ቀዳማይኣብ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ወጊኖም ኢዮም – ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሕመ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ወጊኖም ኢዮም ክብሉ ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገርድ ሙለር ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)…

ኣይተ ሽመልስ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እምኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም ስዒቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መልእኽቲ እምኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም÷ “ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ሉኣላዊነት ምግቢ ንምዕዋት ንገብሮ ጉዕዞ ክንቅፅል ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢ ንምዕዋት ንገብሮ ጉዕዞ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ብትካል ምግቢን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሮም ጣልያን ዝተሰናደአ ክብረ በዓል ዝኸበረ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት መንግስታት ኣብ ጣሊያን ሮም ኣብ ዝተሰናደአ ክብረ በዓል ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ተሸሊሞም። እቲ ሽልማት÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ውሕስና ምግቢን ዝተመጣጠነ…

ፋና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ዘለዎ ተበፃሕነት ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ሓገዝ ቴክኖሎጂ ክገብር ኢዩ – ወርቁ ጋቸና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ዘለዎ ተበፃሕነት ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ሓገዝ ቴክኖሎጂ ከምዝገብር ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ወርቁ ጋቸና (ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ፋና…