Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ክቕፅሉ ኢዮም – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ከምዝቕፅሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ ኮማንድ ፖስት እቲ ቀጠናን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም። እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽ፣ ብዝተረኸቡ ውፅኢታትን…

ካብ መሸጣ ሓይሊ ልዕሊ 12 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ መንፈቕ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ናብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ካብ ሞንጎ ዝቕረበ መሸጣ ሓይሊ 12 ቢሊየን 848 ሚሊየን 139 ሺሕ 990 ብር ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ መሸጣ ሓይሊ 13 ቢሊየን 473 ሚሊየን…

ልዕሊ 630 ሜትሪክ ቶን ትሕቲ ደረጃ ዝኾነ ፍርያት ናብ ሃገር ከይኣቱ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ መንፈቕ ዓመት ልዕሊ 630 ሜትሪክ ቶን ፍርያታት ትሕቲ ደረጃ ብምዃኖም ምኽንያት ናብ ውሽጢ ሃገር ከይኣትዉ ምግባሩ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ሕቶ 5 ሺሕ 713 ኣምፃእቲ ብምቕባል ልዕሊ 1 ሚሊየን 868 ሺሕ ሜትሪክ…

ኣሜሪካ ብኢራን ይድገፋ ኢዮም ኣብ ዝበለቶም ሚሊሻታት መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢራቕ ዝንቀሳቐሱን ብኢራን ይድገፋ ኢዮም ዝለቶምን ሚሊሻታት ዝጥቀሙሎም ሰለስተ ትካላት መጥቃዕቲ ምፍፃማ ኣፍሊጣ። እቲ መጥቃዕቲ ጉጅለ ሚሊሻ ካታይብ ሂዝቦላህን ካልኦት ምስ ኢራን ርክብ ኣብ ልዕሊ ዘለዎም ጉጅለታትን ዒላማ ዝገበረ ምዃኑ…

ጋና ንሰልጣኒኣ ክሪስ ሁተን ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋና ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ምድብ ዘይምሕላፋ ስዒቡ ንኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ክሪስ ሁተን ኣሰናቢታቶም፡፡ ጋና ኣብ 2023 ፅዋዕ ኣፍሪካ ግምት ሻምፒዮናነት ካብ ሞንጎ ዝተውሃበን ኣርባዕተ ሃገራውያን ጋናትታት ሓንቲ ትኹን እምበር ትፅቢት…

ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባኡ ምክያድ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)÷ ‹‹ሎሚ ኑጉሆ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ጀሚርና›› ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣፍሊጦም። እዋናዊ ሓበሬታ…

ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ኩራዝ ቁፅሪ 3 ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ኩራዝ ቁፅሪ 3 ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ሽኮር ናይ ምፋራይ ስርሑ ሽኮር ኣገዳ ብምጥሓን ጀሚሩ፡፡ ኣብዚ ዓመት ኣብ 4 ሺሕን 600 ነጥቢ 5 ሄክታር ዝለምዐ ሽኮር ኣገዳ ብእታወት ብምጥቃም 245 ሺሕን 927 ነጥቢ 5 ኩንታል ሽኮር…

ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ታክስ 168 ነጥቢ 27 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ታክስ 168 ነጥቢ 27 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስተር ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ስርዓት ታክስ ተስፋዬ ቱሉ ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ መንፈቕ ዓመት ካብ ናይ ሃገር…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲ ንምጥንኻር ድልውቲ ምዃና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲ ንምጥንኻር ድልውቲ ምዃና ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ንግዲ ቻይና ተዛቲዮም፡፡ እቲ ልኡኽ ብምክትል ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ዓለም ለኸ…

ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሰራዊትና ተወሳኺ ዓውሚ ዝፈጥር ሓይሊ ብምዃን ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ” ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘበናዊነት ብዝተኸተለ…