ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ግድብ ህዳሴ ዝውዕል ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ንንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 503 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ገሊፁ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለዩ መገዲታት መተኣኻኸቢ እቶት ካብ ሕብረተሰብ 625 ሚሊየን ብር ንምእካብ ተሓሲቡ ልዕሊ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ን2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ዋጋ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር ንኽመፅ ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ንዝመፅኡ ኣብ ዋጋ ትኬት ኣውሮፕላንን ሆቴል ስካይላይትን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ሁቲ ተወሳኺ መጥቃዕቲ ፈኒየን Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ዒላማታት ሁቲ ሓዱሽ ተኸታታሊ መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ምፍፃመን ተሓቢሩ። ኣብ ልዕሊ ቤት ግምጃ ኣፅዋር ውሽጢ መሬት፣ መቆፃፀሪ ቦታ ሚሳኤላት ሁቲ ሓዊሱ ኣብ ሸሞንተ ዒላማታት መጥቃዕቲ ምፍፃሙ ሓይሊ ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 3 ክሳብ 9 ጥሪ 2016 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ኢዩ እቶም ኣቑሑት ክተሓዙ ዝኸኣሉ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ገነነ መኩሪያ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛን ደራሲን ገነነ መኩሪያ (ሊብሮ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ጋዜጠኛ ገነነ መኩሪያ ብምኽንያት ዝሓደሮ ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበረ ፀኒሑ ሎሚ ወጋሕታ ህይወቱ ከምዝሓለፈት ስድርኡ ኣፍሊጦም፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍሊት ካሕሳ ግዳያት ሓደጋ መመሓየሺ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መምርሒ መፈፀሚ ሽፋን መድሕን ሳልሳይ ወገን ዝረአ ክፍተት ንምስትኽኻል መመሓየሺ ከምዝግበር ግልጋሎት ፈንድ መድሕን ድሕንነት መገዲ ኣፍሊጡ። ምክትል ፈፃሚት ስራሕ እቲ ግልጋሎት ወይዘሮ ፈቲያ ደድገባ÷ ትካላት ሕክምና መንግስቲን ውልቀን ሕክምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር ዝተጠናኸረ ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ ትፅቢት ይግበር – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምኽባርን ዝተሰሓሓቱ ተረኻት ንምስትኽኻል ዕዙዝ ዲፕሎማሲያዊ ኣፈፃፅማ ትፅቢት ከምዝግበር ኣመልኪቶም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ መራሕቲ ሚሲዮን ብምርካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኔታንያሁ ሃማስ ዝተዓገቱ እስራኤላውያን ንምልቃቕ ዘቕረቦ ሓሳብ ውድቂ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኲናት ጋዛ ንኸብቅዕን ዝተዓገቱ እስራኤላውያን ንምልቀቃቕን ሃማስ ንዘቕረቦ ሓሳብ ውድቂ ገይሮም፡፡ ሃማስ ምስ እስራኤል እናካየዶ ዝርከብ ደም ዘፋስስ ኲናት ጠጠው ከብል ይኽእል ኢዩ ዝበሎ ሓሳብ ዕላዊ ገይሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ውሳነታት ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምትግባር ቆራፅ ምዃና ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ውሳነታት መበል 28 ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምትግባር ምስ ኩሎም መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃና ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ብኣሰናዳእነት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ከተማ ዱባይ ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን1 ሺሕን 308 ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን1 ሺሕን 308 ሰብ ሃፍቲ ሓዱሽ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተውሃበ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ድጋፍ ትልሚን ክትትል በጀትን እቲ ኮሚሽን ወ/ሮ እናትነሽ ታመነ÷ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ መልማዕቲ ጠለብ መሰረት ብምግባር…