ዩኒቨርሲቲ ጉዳያት መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግ ኣብዚ ዓመት ብቋንቋ ኣምሓርኛ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ከመርቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጉዳያት መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግ ንርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ቻይና ብዝበለፀ ንኽጉልብት ኣብ መፅናዕቲ ትምህርቲ ቋንቋታት እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ኣባላት ዳይሬክቶሬት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢ ምስ ፕሬዚዳንት እቲ…