ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ክሳብ ሕዚ 800 ሺሕ ሄክታር ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ እዚ ዓመት ካብ ዝተሓሰበ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ክሳብ ሕዚ 800 ሺሕ ሄክታር ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ንይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብግደአን÷…