ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዝበለፀ ንምዕባይ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዝበለፀ ንምዕባይ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ሓሳቦም ዘካፈሉ ኣብ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ዋና ዳይሬክተር ፖለቲካዊ ጉዳያትን ፍሉይ ልኡኽ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ብዓለም ለኸ ዓውዲ ህንፀት መርከብ መሪሕነታ ኣረጋጊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብዓለም ለኸ ዓውዲ ህንፀት መርከብ ንመበል 14 ዓመታት መሪሕነታ ከምዝቐፀለት ገሊፃ። ቻይና ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብመፍረያይነት፣ ሓደሽቲን ኣቐዲሞም ኣብ ዝተውሃቡን ትእዛዛት ጥንኩር ዕቤት እናርአየት ምምፃኣ ኣመስኪራ ኣላ ተባሂሉ፡፡ በዞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 47 ኣኼባ ተወከልቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ኣኼባ ተወከልቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማትን ኣመራርሓታት እቲ ሕብረት፣ ኣካቢ እቲ ኮሚቴን ኣምባቃደራት ኣብል ሃገራት እቲ ሕብረትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ዕዉት ፈተነ ባለስቲክ ሚሳኤል ገይራ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ማእኸላይ መጠን ዘለዎ ዕዉት ፈተነ ባለስቲክ ሚሳኤል ምግባራ መራኸቢ ሓፋሽ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፈተነ÷ ምንቅስቓስ ክፍሊ ኣካል ዓረር እቲ ባላስቲክ ሚሳኤል ንምምልካትን ብቕዓት ተንቀሳቐስቲ ሞተራ ንምርግጋፅን ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋና እንትትሰዓር ግብፂ ማዕረ ተፈላሊያ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት አኣብ ዝተኻየደ መበል ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ፅዋዕ ጋና ብኬፕ ቨርዴ እንትትሰዓር ግብፂን ሞዛምቢክን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ግብፂን ሞዛምቢክን ዝገበረኦ ፀወታ 2 ን 2…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን ቪክቶር ኦሲሜን ንናይጄሪያ ከምኡ እውን ጆሴፍ ማሽን ንኢኳቶሪያል ጊኒ ሽቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሸት ምያድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኣደባባይ በዓላት ብሰላም ንኽኽበሩ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣደባባይ በዓላት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበሩ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ሓላፊት ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ሊዲያ ግርማ ገሊፀን፡፡ ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ ንምሕላው ዝሰርሑ ልዕሊ 11 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሓድጊታትን መብፅሒ ቱሪዝምን እናተፀገኑ ምዃኖም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሓድጊታትን መብፅሒ ቱሪዝምን ስራሕቲ ፅገና እናተገበረሎም ከምዝኾነ በዓል መዚ መፅናዕቲን ሓለዋ ሓድጊን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ በዓል መዚ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ሓለዋን ልምዓትን ሓድጊ ሃብታሙ ኣበባው ከምዝበሉዎ÷ ንፅገናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ልኡኽትኡ ብዘተኣማምን ኩነታት ንኽፍፅም ዓቕሚ ናይ ምህናፅ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ህዝቢ ዝወፅአን ንህዝቢ ጠተው ዝብልን ሰራዊት ልኡኽቱኡ ብዘኲናት ሉኣላዊነት ሃገር ምኽባር ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ ማእኸላይ እዚ ዳሎል ሌተናል ጄኔራል ዘውዱ በላይ ገሊፆም። ሌተናል ጀነራል ዘውዱ በላይ ከምዝበሉዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ውሽጢን ደገን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ማሕር ነበር ኣባላት ሰራዊት ንኽጠናኸር ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ማሕር ነበር ኣባላት ሰራዊት ንኽጠናኸር ሓገዝ ከምዝገብር ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም፡፡ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ማሕበር ነበር ሰራዊትን ልምዓት ሓገዝን ተዛቲዩ። ላዕለዋይ…