Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ፌዴራል ማሕር ነበር ኣባላት ሰራዊት ንኽጠናኸር ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ማሕር ነበር ኣባላት ሰራዊት ንኽጠናኸር ሓገዝ ከምዝገብር ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም፡፡ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ማሕበር ነበር ሰራዊትን ልምዓት ሓገዝን ተዛቲዩ። ላዕለዋይ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን562 እሙናት ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቢሮ እቶት ምምሕዳር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተኣማንነት ግብሪ ንዝኸፈሉ ከፈልቲ ግብሪ ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴን ሓላፊ ቢሮ እቶት እታ ምምሕር ከተማ ኣደም…

ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዝርከቡ ዓቀብቲ ሰላም ውሕመ እታ ሃገር ለቒቖም ምውፃእ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዓቀብቲ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ነታ ሃገር ለቒቖም ምውፃእ ከምዝጀመሩ ኣፍሊጣ። ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ÷ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ውሕመ ንሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ዜጋታተይ የሳቕዩ ነይሮም ካብ ዝበለቶም ጉጅለ…

ዘፈር መዓድን ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ሃገር ዕዙዝ ግደ ክህልዎ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር መዓድን ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ሃገር ዕዙዝ ግደ ክህልዎ መሰረት ዘቐምጡ ተግባራት እናተወገኑ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር መዓድን ገሊፁ፡፡ ቀንዲ ትኹረት ዘፈር መዓድን ሸርፊ ወፃኢ ምምፃእ፣ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ምትካእን ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ከምዝኾነ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ረኺባ፡፡ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጌታነህ ከበደ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ…

4ይ ውድድር ድምፃውያን ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ፅባሕ እውን ኣብ 2ይ ሰሙን ውድድሩ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓፈ ቀዳም ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ዝጀመረ 4ይ ውድድር ድምፃውያን ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ፅባሕ እውን ኣብ 2ይ ሰሙን ውድድሩ ክቕፅል ኢዩ። ኣብ ዕለታዊ ኣቀራርባ ተወዳደርቲ ትኹረት ዝገበረ 4ይ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ውድድር ፋና ላምሮት…

ብሪታንያ ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ናብ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፓውንድ ክተዕቢ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ናብ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፓውንድ ከምተዕቢ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሪሺ ሱናክ ኣፍሊጦም፡፡ እቲ ሓገዝ ድሕሪ ምውላዕ ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝግበር ዝዓበየ ናይዚ ዓመት ምልዕዓል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ህይወት ነበርቲ ወንጪ ዳንዲ ዘቕለለ ተንጠልሊ ድልድል

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ ዳንዲ ንብዙሓት ዜጋታት ካብ ዝፈጠሮ ዕድል ስራሕ ብተወሳኺ ኣብ ዕድላት መሰረተ ልምዓትን ካልኦት ዓውዲታትን ተጠቃሚ ከምዝገበሮም ነበርቲ እቲ ከባቢ ገሊፆም። ልንዓት ወንጪ ዳንዲ ናብቲ ከባቢ ካብ ሞንጎ…

ኣብ ምድላው ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምድላው ፖሊሲ ስግግር ፍትሒን ኣብቲ ጉዳይ ኣብ ቀፃሉ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታን ዝጠመተ ዘተ ምክያዱ ሚኒአ,ስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ፍትሒ ኣይተ በላይሁን ይርጋን ኣብ ቢሮ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ ከምዝደብደቡ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ብሪታኒያን ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ ኢዮም ኣብ ዝበሉዎም ከባቢታ ደብዳብ ከምዝፈፀሙ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ሎሚ መዓልቲ ብጥምረት ስጉምቲ ወሲደን ዘለዋ÷ እቶም ዓመፅቲ ንሰሙናት ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ መጥቃዕቲ እናፈፀሙ ምፅነሖም ስዒቡ…