Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ብድምቀት ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ብድምቀት ከምዝኽበር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ፡፡ ኣፈ ጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣከባብራ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም፡፡ ኣብ መግለፂኦም…

ኣብ ማራቶን ቤይሩት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤይሩት ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምስባር ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ጋዲሳ ጣፋ 02፡10፡34 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ቀዳማይ እንትወፅእ÷ ጎጃም…

ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኤል ድዋሜና ኣብ ማእኸል ፀወታ ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊግ ኣልባኒያ እናተፃወተ ዝነበረ ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኢል ዳዋሜና ሚዛኑ ስሒቱ ምስወደቐ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣልባኒያ ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 28 ዓመት ራፋኤል÷ ኣብ ሱፐርሊግ ኣልባኒያ ትሳተፍ ጋንታ ኢግናቲያ ምስ ጋንታ…

ጃኬት ማይክል ጃክሰን ብጨረታ 306 ሺሕ ዶላር ተሸይጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 14 ዓመታት ህይወቱ ዝሓለፈ ኣሜሪካዊ ንጉስ ሙዚቃ ፖፕ ማይክል ጃክሰን ጃኬቱ ንጨረታ ቀሪቡ 306 ሺሕ ዶላር ከምዝተሸጠ ተገሊፁ፡፡ እቲ ጃኬት ማይክል ጃክሰን ኣብ 1980ታት ፔፕሲ ኮላን እንተፋልጥ ተኸዲዎ ከምዝለበረ ተሓቢሩ፡፡ ቅድም ክብል…

ህንፀት 5 ሺሕ ገዛውቲ ኣብ ሓደ ወርሒ ክዛዘም ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ አበባ፣ ሕዳር 2፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብበጀት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህንፀቶም ዝተጀመሩ 5 ሺሕ ገዛውቲ ህንፀቶም ኣብ ሓደ ወርሒ ከምዝዛዘም ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣፍሊጠን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ሎሚ ካልኣይ…

ስራሕቲ ህንፀት ኣብ ሓደ ማእኸል ብምዃን ክትትል ንምክያድ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝካየዱ ስራሕቲ ህንፀት፤ ኣብ ሓደ ማእኸል ብምዃን ስራሕቲ ቁፅፅርን ክትትልን ንምክያድ ዘኽእል ዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ኮርፖሬሽ ስራሕቲ ለውጢ ተግባራዊ ኣብ ምግባር…

“ብቁ” ዝተብሃለ መተግበሪ ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 2 ሺሕ ዜጋታት ናይ ምውፋር ዓቕሚ ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግልጋሎት ወፍሪ ስራሕቲ ወፃኢ ሃገራት “ብቁ” ዝተብሃለ መተግበሪ ኣብ መዓልቲ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ዜጋታት ንስራሕ ንምውፋር ዘኽእል ዓቅሚ ምፍጣሩ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን÷ ፈጠራ ዕድል…

ዕጡቓት ጉህዴን ፃውዒት መንግስቲ ብምቕባል ናብ ሕብረተሰብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ማንዱራ ዝነበሩ ዕጡቓት ጉህዴን ፃውዒት መንግስቲ ብምቕባል ናብ ሕብረተሰብ ከምዝተመለሱ ዞባ መተከል ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ዕጡቓት ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም እንትምለሱ÷ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ዞባን ሽማግለታት ሃገርን ኣብ ከተማ ገነተ ማርያም…

3ይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል ርእሲ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ማእኸላት ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ማእኸል ስልጠና ጅማ እናተኃየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩሎም ክልላትን…

ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ፅባሕ ቀዳም 1 ሕዳር 2016/ዓ.ም ኣብ ቤተ ምፅሓፍቲ ኣብርሆት ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብቲ ውድድር…