ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጉዳል ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ንምንካይ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ሕርሻ መፍረያይነት ንምዕባይ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ጎድና ጎድኒ ልምዓት ስርዓተ-ምግቢ ተኮር ንኽኸውን እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ከም ሃገር ዝተቐመጠ ፀገም ምጉዳል ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ንምንካይ ዝተትሓዘ ሸቶ ንምዕዋት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ዲጂታላይዝድ ብምግባር 4 ሺሕ ትካላት ጥዕና ብኔትወርክ ምትእስሳር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ሃገር ዲጂታላይዝድ ብምግባር 4 ሺሕ ትካላት ጥዕና ብኔትወርክ ምትእስሳር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ንምምሕያሽ ብዝተጀመረ "ዲኤችኣይኤስቱ" መተግበሪ ኣቢሉ ኣብ ዝሓፉ ሸውዓተን ሸሞንተን ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እናተመሓየሸ ይርከብ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እቲ ክልል እናተመሓየሸ ከምዝርከብ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኦሮሚያ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ህንፀት ዓቕሚን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…
ስፓርት ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ፓሪሴንት ዥርሜን ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሽያ ዶርትመንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ጋንታት ፒ ኤስ ጂን ባርሴሎናን ዝገብረኦ ፀወታ ምሸት 4 ሰዓት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ 345 ሽጉጥ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ምዕራብ ጎንደር ሸህዲ ሽንፋ ብምግባር ናብ ከተማ ባህርዳር ክኣቱ ዝነበረ 345 ሽጉጥ ከምዝተትሓዘ ኮማንድ ፖስት ባህርዳር-ጎንደር ኣፍሊጡ። እቲ ዘይሕጋዊ ሽጉጥ ኣብ ተሽከርካሪት ተመሳሲሉ ብዝተሰርሐ ሻግ ብሕቡእ ተፃኑ እንትጓዓዝ ብዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 110 ኣባላት ሸኔ ብሰላማዊ መገዲ ኢዶም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት እናንቀሳቐሱ ዝነበሩ 110 ኣባላት ግብረ ራዕዲ መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሳላም ብምቕባል ኢዶም ሂቦም። ምምሕዳር እቲ ዞባ ከምዝሓሮ÷ ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ “ንዓቕመ ደካማታትን ሰብ ውዕለታ ሃርን ነበርቲ ከተማና ኣብ ኩለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ንህዝቢ ኣብ ጎኑ ብምስላፍ ሰላምን ደሕንነትን ናይምኽባር ስርሑ ብብቕዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ኮማንድ ፖስት ልኡኽትኡ ብቖራፅነት ብምውፅኡ ኣንፃራዊ ሰላም ከምፅእ ክኢሉ – ጄኔራል ኣበባው ታደሰ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ህዝቢ እቲ ክልልን እቲ ኮማንድ ብዝወሰዶ ዝተዋደደ ስጉምቲን ኣንፃራዊ ሰላም ከምፅእ ከምዝኸኣለ ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል በባው ታደሰ ገሊፆም። ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተሓባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን። ኣቤቤ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ሎሚ መዓልቲ…