Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዋይ በዓል መዚ ሃማስ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳሌህ ኣል ኣሮሪ ዝተባህለ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሃማስ ኣብ ቤይሩት ብዘጋጠመ ሓደጋ ምፍንጃር ከምዝተቐተለ ተገሊፁ፡፡ ኣል ኣሮሪ÷ መስራቲ ሓደ ወታደራዊ ክንፊ ሃማስን ምክትል መራሒ ፖለቲካ ቢሮ እቲ ጉጅለነ ከምዝነበረ ስካይ ኒውስ ፀብፂቡ፡፡…

ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገርን ኣብ ሓበራዊ መድረኽ ሃገር ለኸ መውፃእቲ ሕጊ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝጅመር ሓበራዊ መድረኽ ሃገር ለኸ መውፃእቲ ሕጊ  ንምስታፍ ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገርን ናብ ከተማ ድሬዳዋ ኣቲዮም። ሃገር ለኸ መድረኽ መውፃእቲ ሕጊ ፅባሕ ኣብ ከተማ…

ባህላዊ መዝሐሊ ማይ “ኣልብሪክ” ኣብ ዓለም ለኸ ምድብ ምዝገባ ምልክት ንግዲ ምስክር ወረቐት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ መዝሐሊ ማይ ዝኾነ ውፅኢት ኢደ ጥበብ “ኣልብሪክ” ኣብ ዓለም ለኸ ምድብ ምልክት ንግዲ (ብራንድ) ምዝገባ ምስክር ወረቐት ምርካቡ ሓላፊት ቢሮ ባሕሊን ቱሪዝምን ክልል ቤኒሻንጉል ምስኪያ ኣብደላ ኣፍሊጠን፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ እተን ሓላፊት…

ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ብምፍራሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ብምፍራሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ሰነድ ስምምዕነት ምፍራሙ ኣመልኪቱ ስነ-ስርዓት መግለፂ ሓጎስ…

ሃገር ለኸ ጥምረት ፎረም ሰላም ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀት ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ውፅኢታዊ ምህባር ዘኽእል ዝተባህለሉ ''ሃገር ለኸ ጥምረት ፎረም ሰላም” ተጣይሹ። እቲ ጥምረት ንምምስራት ዝተሰናደአ መድረኽ ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ድማ ካብ ዝተፈላለያ…

ኢትዮጵያ ካብ ሶማሊላንድ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ኣመልኪቱ ዓለም ለኸ ሚዲያታት እንታይ በላ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትማሊ በሪ ባሕሪ ትረኽበሉ ስምምዕነት ምስ ሶማሊላንድ ምፍርራማ ስዒቡ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ እቲ ስምምዕነትን ሕቶ በሪ ባሕሪን ዝምልከቱ ሓበሬታታት ኣጋዊሐን ኢየን፡፡ ብተመሳሳሊ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ እውን እቲ ስምምዕነት ዝምልከቱ…

ኣቦታት ሃይማኖት እቶት ውሽጢ ሃገር ንምድንፋዕ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት እቶት ውሽጢ ሃገር ንምድንፋዕ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ኣቦታት ሃይማኖት መድረኽ ምኽክር የካይድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ኣብ ዝገበረኦ መደረ፤…

ጋንታ ሊቨርፑል ንኒውካስትል ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ መወዳእታ ፀወታ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ሊቨርፑል ንኒውካስትል ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ። ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ኒውካስትል ዘተኣናገደት ሊቨርፑል 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካናዳ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ቶሮንቶ ከምኡ እውን ካብ ቶሮንቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራኡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሚያዝያ 2024…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ጥምረት ምትሕብባር ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ጥምረት ምትሕብባር ምጥያሽ ኣብ ዝከኣለሉ ቅድመ ኩነት ዝጠመተ ፈላማይ ምኽክር ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓዱሽ ተስፋይ (ፕ/ር)÷ እቲ ክልል ኣብ ፅባሕ ኲናት ዝርከብ ምዃኑ ብምግላፅ…