ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 41 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ነቶም ፕሬዚዳንት ኣብፂሖም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ምምሕዳር ልምዓት ደኒ ብሓባር ንምስራሕ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቲያን ክሪስተንሰን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘለዎም ምትሕብባር ብዝበለፀ ምጥንካር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት ተመያይጦም፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝወስድ መሳገሪ ዶብ ራፋ ንፈለማ እዋን ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝወስድ መሳገሪ ዶብ ራፋ ጎንፂ እስራኤል ሃማስ ካብ ዝጅመር ንደሓር ንፈለማ እዋን ተኸፊቱ። ዝተጎድኡ ሰባት ዝሓዛ ኣምቡላንሳት ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝኣተዋ እንትኾና÷ ክሳብ ሕዚ ብውሑዱ ሸውዓተ ተጎዳእቲ ኣብ ግብፂ ከምዝበፅሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ምስ ኣባላት ቦርድ ኮሙዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኦታዋ ተዛተዩ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ፍፁም ኣረጋ ምስ ኣባላት ቦርድ ኮሙዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኦታዋ ተዛቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ምስቶም ኣባላት ቦርድ ከምዝተዛተዩን ብምግላፅ፣ እቶም ኣባላት ኣብ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ኣብ መናእሰይን ተምሃሮን ምስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ደቡብ ኮሪያዊት ከተማ ቹንቾን ዮክ ቶንግ ሃን ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዘጠናኽር መልክዑ ኣብ መናእሰይን ተምሃሮን ምስ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም። መበል 20 ዓመት በዓል ሕውነት ከተማታት ኣዲስ ኣበባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ሓለፍቲ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ሚኒስትር ኣማኻሪ ንግዲን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ያንግ ይሃንግ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ቀፃሊ ምትሕብባር ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ሓገዝ ልምዓትን ክልቲአን ሃገራት ትኹረት ዝገበረ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኤልኒኖ ብዘስዐቦ ድርቂ ኣብ መትረብ ፓናማ ቁፅሪ መርከባት ክንኪ ከምዝግበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መትረብ ፓናማ ኣብ ውሽጢ 70 ዓመታት ተራኢዩ ዘይፈልጥ ድርቂ ብምግጣሙ እቲ መተሓላለፊ ዝጥቀማ መርከባት ቁፅረን ብዝበለፀ ከመዝንኪ ሰብ መዚ ተዛሪቦም። ምምሕዳር ሩባ ፓናማ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1950 ጀሚሩ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ሓደ ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሃማስ ምቕታላ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር ሓደ ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሃማስ ምቕታላ ኣፍሊጣ። ኢብራሂም ቢኣሪ ዝተባህለ ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ÷ ጦር እስራኤል ኣብ ከባቢ ወሽመጥ ጋዛ ብዝፈጠሞ መጥቃዕቲ ኣየር ኢዩ ተቐቲሉ፡፡ እቲ ወታደራዊ ኣዛዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ዶጊ ሃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ደቡብ ኮሪያዊት ከተማ ቹንቾን ዶጊ ሃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝርከብ ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ጎብኒዮም። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 90 መዓልቲታት ካብ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ሓደ ዝኾነ እቲ ማእኸል÷ ሚያዝያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ጥንኩር ፋይናንስ ጥዕና ንዘላቒ ልምዓት ጥዕና’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 25 ዓመታዊ ጉባኤ ዘፈር ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ክልል ኦሮሚያን ከተማ ሸገር ዝተፈላለዩ ትካላት ጥዕና ኣወሃህባ ግልጋሎት ጥዕና…