ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ዓቕሚ ብምድንፋዕ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምዝማን ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ዓቕሚ ብምድንፋዕ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምዝማን ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ።
ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ "ብልፅግና ተምሳሌት ህንፀፅ ከተማ ግደ…