Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ኣኼባ ምልዓተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ኣኼባ ምልዓተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከምዝዛመ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ ብዛዕባ እታ ቤተክርስቲያን መንፈሳዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ጉዳያታት እቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ውሳነ ምሕላፉ ገሊፁ።…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ መለክዒታት ብምምላእ ፀወታኣ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት ብፍሉይ ትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት ገሊፆም። መበል 15 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ…

ካብ 80 ክሳብ 90 ሚኢታዊ ዝኸውን መጥቃዕቲ ሳይበር ብሕፅረት ግንዛበ ተጠቀምቲ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሕንነት ሳይበር ካብ ዝበፅሑ መጥቃዕቲታት ካብ 80 ክሳብ 90 ሚኢታዊ ዝኸውን መጥቃዕቲ ሳይበር ብሕፅረት ግንዛበ ተጠቀምቲ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ሳልሳይ ሰሙን ዝሓዘ 4ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

ኢራን ዞባዊ ማእኸል ጋዝ ክትሃንፅ ከምትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ዞባዊ ማእኸል ጋዝ ክትሃንፅ ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ንምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሞሃመድ ሞክበርን ዝፀርሐ ፀብፃብ ፋርስ ኒውስ÷ ቴህራን ‘ድሕንነት ሓይሊ ንምርግጋፅ’ ኣብ ሻንጋይ ትካል ዞባዊ ማእኸል ምትሕብባር ንምህናፅ ሓሳብ ከምዘለዋ…

ፍርያታት ውሽጢ ሃገር ተወዳደርቲ ንኽኾኑ ክስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 19፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያታት ውሽጢ ሃገር ፅሬቶም ብምርግጋፅ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ተኪኦም ተወዳደርቲ ንኽኾኑ ክስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ስትራቴጅ ሰነድ ተካእቲ ፍርያታት ብምጥማት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መዳርግቲ ኣካላትን…

ኣብ ማንቹሪያን ደርቢ ማቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ምሸት 12፡ 30 ኣብ ዝተኻየደ ደርቢ ማንቹሪያን÷ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ማንቼስተር ሲቲ…

ኢትዮጵያ ንመበል 100 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ቱርኪ መልእኽ እንንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መበል 100 ዓመት በዓል መዓልቲ ምስረታ ቱርኪ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፋ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ቱርኪ ንኢትዮጵያ ንዘርአየቶ ጥንኩር ምሕዝነት ናእድኡ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3 ሰራተሕተኛታት ንሕልፈት ዘቃለዐ ህንፃ ሪል ስቴት ህንፀቱ ጠጠው ክብል ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሃለፈ ዓርቢ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ሪል ስቴት ዝነበሩ ሰለስተ ሰራተሕተኛታት ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ህንፀት እቲ ህንፃ ጠጠው ክብል ከምዝተገበረ በዓል መዚ ቁፅፅርን ፍቓድን ህንፀት እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ም/ዋና…

ሕክምና ካንሰር ህፃናት ብ8 ሳተላይት ክሊኒካት ተበፃሒ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕክምና ካንሰር ህፃናት ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ዝርከባ 8 ሳተላይት ክሊኒካት ተበፃሒ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ሕክምና ካንሰር ተበፃሒ ንምግባር ሳተላይት ክሊኒካት ኣብ ምውዳብ ዘድሀበ መድረኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ…

እስራኤላውያን ንነዊሕን ኣፀጋሚን ኲናት ክሰናድኡ ኔታንያሁ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ዜጋታት ንነዊሕን ኣፀጋሚን ኲናት ክሰናድኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ጦር እስራኤል ኣብ ጋዛ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሃማስ ዘካይዶ ወታደራዊ ስጉምቲ ካልኣይ ምዕራፍ ምጅማሩ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…