Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መራሕቲ ሃገራት ቼክ ሪፐብሊክ፣ ሃንጋሪ፣ ስሎቫክያን ክሮሽያን ተዛቲዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስቶም መራሕቲ ዝተዛተዩ፤ ጎድና ጎድኒ 7ይ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኢዩ። እቲ ዘተ ብዋናነት ኣብ ሞንጎ እተን…

ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣመራርሓ “እረኣእያ መንግስቲ መደመር ብራኸ ዘፈራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ስልጠና እናወሰዱ ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ፡፡ ሎሚ…

ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣር ወሳኒ ግደ ዘለዎ ተበፃሕነት ክታበት  

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ተበፃሕነት ምጥንር ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣፍር ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሉ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህፅናት ምስተወለዱ ዝወሃብ ኣገልግሎት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ጉበት ኣብ ሆስፒታል ኣበበች ጎበና ብዕሊ ተጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን ታሪኻዊ ዓዋት እናመዝገበት ትርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን እናመዝገበቶ ትርከብ ዓዋት ታሪኻዊን ልዑል ዓቕሚ ኢኮኖሚ ዝፈጠረን ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣፍይቲ ቡን፣ ለኣኽቲን መዳርጊ ኣካላት እቲ ዓውዲን ኣብ…

ኢትዮጵያ ዲጂታል ክእለት ብምህናፅ ተወዳዳራይነት እናፈጠረት ትርከብ – ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዲጂታል ክእለት ብምህናፅ ተወዳዳራይነት እናፈጠረት ትርከብ ኢሎም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት (ዩኤንዲፒ) ተወካሊ ኢትዮጵያ ሳሙኤል ዶ። ስምምዕነት ፖሊሲን ቁፅፅርን ንተወዳዳራይነት ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ትካላት ንግዲ፥ ጉዕዞ…

ጉባኤ ማሕበር ትካላት መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብሓባር ዘሰናድኡዎ 5ይ ጉባኤ ማሕበር ትካላት መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ተወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ሓለፍቲ ዓውዲ ኣቪየሺንን ተወከልቲ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ዩናይትድ ኪንግደም ብምድሃብ ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንትፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኣብ ጉባኤ ጉጅለ 20 ውፅኢታዊ ኣኼባታት ተኻይዶም – ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉባኤ ጉጅለ 20 ዘዕግብን ውፅኢታዊን ኣኼባታት ተኻይዶም ኢለን ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም። ቢልለኔ ስዩም ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ተሳትፎ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ዝሃበኦ መብርሂ ከምዝበለኦ፤…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ብብርኪ ዓለም ንበል 34 ግዘ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 20 ግዘ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ወይ እውን መዓልቲ ፃዕዳ ሪቫን "መጥቃዕቲ ዘይዕገስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ኣብ ትሕቲ ሓወልቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ሎውረንስ ዎንግ ኣብ ትሕቲ ሓወልቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ከንቲባ ምምክዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ሎውረንስ ዎንግ ተዛቲየን፡፡ ድሕሪ እቲ ዘተ ድማ…