ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ካብ ዝተተኸሉ ፈልሲታት 85 ሚኢታዊ ዝኾኑ ከምዝፀደቑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ. ም እዋን ክረምቲ ካብ ሞንጎ ዝተተኸሉ ፈልሲታት 85 ሚኢታዊ ዝኾኑ ከምዝፀደቑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብ እዋን ክረምቲ 2015 ዓ.ም ካብ ዝተተኸሉ ፈልሲታት እቶም 57 ሚኢታዊ ንጥሙር ደኒን ፍረምረን ዝውዕሉ ፈለሲታት ዝተረፉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ናይ ጦር መርከባ ብዝተፈፀመላ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ሓንቲ ናይ ጦር መርከባ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ብዝተፈፀማ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ። እታ መርከብ ሩሲያ ኣብ ትቆፃፀሮ ግዝኣት ክሬሚያ ኣብ ዝርከብ ወደብ ፊዮዶሲያ ከባቢ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኢዮም ብ መዚ ሩሲያ ሓቢሮም ዘለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመስኖ ዝተደገፈ ስራሕቲ ሆርቲካልቸር ንምውጋን ዝተገበረ ፃዕሪ ዝነኣድ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመስኖ ዝተደገፈን ፍርያቱ ዝዓዘዘን ስራሕ ሆርቲካልቸር ንምውጋን ዝተገበረ ፃዕሪ ዝነኣድ ውፅኢት እናርአየ ከምዝርከብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ “ትልሚ ልምዓት ዓሰርተ ዓመት ፍርያት ፍረምረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቱሪዝም እናተርኣዩ ዝርከቡ ምንቅስቓሳት ዘፈር ውልቀ ዘነቓቕሑ ኢዮም – ፍጹም ኣሰፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱሪዝም እናተርኣዩ ዝርከቡ ምንቅስቓሳት ዘፈር ውልቀ ዘነቓቕሑ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ንምረቓ ዝበቕዐ ዳና ሎጅ ሓርማዝ ጨበራ ኣመልኪተን ከምዝበለኦ÷ ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጋዛ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባር ወጥሪ ቀይሕ ባሕሪ ከምዘህድኦ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ሃማስን ዝተወለዐ ኲናት ስዒቡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተፈጠረ ወጥሪ ንምህዳእ ብሕታዊ መገዲ ኣብ ጋዛ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባር ከምዝኾነ ሰብ ሞያ ገሊፆም፡፡ ኣብ የመን ዝርከቡ ዓመፅቲ ሃውቲ ቀይሕ ባሕሪ “ማእኸል ዓውደ ኲናት” ቅድሚ…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ልደት ጠለባት ዘቕርቡ ኣውደ ምርኢታት ክኽፈቱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ልደት ሰሙን ሙሉእ ጠለባት ዘቕርቡ ኣውደ ምርኢታት ከምዝኽፈቱ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ቢሮ ንግዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰውነት ኣየለ ንፋናብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ እቶም ኣውደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ኣርባዕተ ፕሮጀክታት መስኖ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ ወርሒ ታሕሳስ ህንፀት ኣርባዕተ ፕሮጀክታት መስኖ ከምዝጅመር ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ። ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙኒኬሽንን እቲ ሚኒስቴር ኣይ ብዙነህ ቶልቻ ከምዝበሉዎ፥ እቶም ፕሮጀክታት መስኖ ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣…
ጥዕና ብዛዕባ ናይ መንፈስ ጭንቀት ክንደይ ዝኣክል ይፈልጡ? Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መንፈስ ጭንቀት ኣብ ዕለታዊ ህይወት ፅዕንቶ ከሕድር ዝኽእል ፀገም ህውከት ኣእምሮ ኢዩ፡፡ ጭንቀት ክነዕቶም ንደልዮም ነገራት ልዕሊ ዓቕሚ እንተተሓሳስቡናን እንትነስተንትንን ዝፍጠር ካብ ዓቐን ዝሓለፈ ስምዒት ኢዩ፡፡ ናይ መንፈስ ጭንቀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ምኽክር ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ብመርበብ ሓበሬታ ተዛቲዩ። ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እናተተግበሩ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ሓይሊ ሓሳብ ወሳኒ ከምዝኾነ ትምህርቲ ዝውሰዶም ኢዮም – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተተግበሩ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ሓይሊ ሓሳብ ወሳኒ ከምዝኾነ ትምህርቲ ዝውሰዶም ከምዝኾኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣካል…