ጥቁር ኣንበሳ ምርኢት ኣየር ኢትዮጵያ ብራንድ ዓለም ለኸ ምርኢት ኣየር ኮይኑ ክቕፅል ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 88 ኣከባብራ በዓል መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር "ጥቁር ኣንበሳ" ብዝብል ዝተኻየደ ምርኢት ኣየር ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብራንድ ዓለም ለኸ ምርኢት ኣየር ብምዃን ከምዝቕፅል ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም።…