ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝገብሮ ተሳትፎ ንኸዕቢ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝተፈጠሩ ዕድላት ክጥቀምን ተሳትፎኡ ከጠናኽርን ከምዝግባእ ተሓቲቱ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ ስዊዘርላንድ ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ጄኔቭ ብዝገበሩዎ ዘተ÷ ዳያስፖራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣካቢ ኮንግረስ ግዝኣት ሱቿን ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣካቢ ኮንግረስ ግዝኣት ሱቿን ዙ ሹንዚው ተዛቲዩ። ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ዋና ከተማ ግዝኣት ሱቿን ዝኾነት ከተማ ቼንዱ ፅንሰ ሓሳብን ስርዓት ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሕጋዊ መስራሕቶም ወፃእ እናሰርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ክኾኑ ዝኽእሉሉ ኩነታ ንኽመቻቾ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባህሬን ካብ ሕጋዊ መስራሕቶም ወፃእ እናሰርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ክኾኑ ዝኽእሉሉ ኩነታ ንኽመቻቸወሎም ተሓቲቱ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ሽፈራው ገነቲ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ በዓል መዚ ተቖፃፃሪ ሰራሕተኛታት ባህሬን ኒብራስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 5 ሺሕ ዕጡቓት ናብ ማእኸላት ከምዝኣተዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ሺሕን 216 ዕጡቓት ሰላም ብምምራፅ ናብ ማእኸላት ከምዝኣተዉ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ መንገሻ ፈንታው (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ክብ ህዝቢ ዝተለዓለ ሕቶ መሰረት ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምስ ጭቡጥ ኩነታት ከተማታትና ኣጠዓዒምና ክንሰርሕ ኢና – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምስ ጭቡጥ ኩነታት ብምጥዕዓም ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምችውቲን ዓለም ለኸ ተወዳዳሪት ንምግባርን ብዝለዓለ ትግሃት ምግልጋልና ክንቀፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ብከንቲባ ኣዳነች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠሙ ሓደጋታት ተፈጥሮ 11 ቢሊየን ብር ሰሊዑ ይሰርሕ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠሙ ሓደጋታት ተፈጥሮ 11 ቢሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ስራሕቲ ሓገዝ እናሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ቢዝነስ ውዕሊ ስምምዕነት 5 ነጥቢ 13 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ህንፀት ተፈረመ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢ ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባንያ ሃንሶል ፔፐር ደቡብ ኮሪያ ብ5 ነጥቢ 13 ቢሊየን ብር ልምዓት መስኖ ከርሰ ምድሪ ኣደኣ በቾን ፕሮጀክት ህንፀፅ ገፀር ልምዓትን ውዕሊ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ፕሮጀክት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ወናንነት በሪ ባሕሪ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ኣማራፂታት ኣለዉዋ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕስስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኮሚቴታት ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ህብረት ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳያት ፀፅታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ብሕልፈት ኤሚር ኩዌት ሓዘነን ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ስህለ ወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ኤሚር ኩዌት ናዋፍ ኣል-ኣሕመድ ኣል-ሳባህ ዝተሰመዐን ሓዘነን ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኤሚር ኩዌት ሼኽ ናዋፍ ኣል ኣሕማድ ኣል ሳባህ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ኣመልኪተን ንዝተክኡዎም ንኤሚር ሼኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ኣባላት ሸኔ ናብ ሕብረተሰብ ተፀምቢሮም ብሰላም ከምዝነብሩ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝነበሩን ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ መናእሰይ ናብ ሕብረተሰብ ብምፅምባር ብሰላም ንምንባር ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ሰልጠንቲ ክሳብ ሕዚ ንዝፈፀሙዎ ተግባር ንማሕበረሰብ ይቅርታ ዝሓቱሉን ቃል ዝኣትዉሉን መርሃ ግብሪ…