ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባህሬንን ንግዳዊ ምትሕብባረን ንዕባይ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባህሬንን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ቱሪዝምብ ዘለወን ምትሕብባር ንዕባይ ተስማዕሚዐን። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ሽፈራው ገነቴ ምስ ሚኒስትር ሕርሻን ቤት ማዘጋጃን ዋኢል ቢን ናስር ኣል ሙባረክ (ኢ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) አብ ቻይና ግዝአት ሲዥዋን ከተማ ቼንግዱ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 አዲስ አበባ ፣ ጥቅምት 9 ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) አብ ቻይና ግዝአት ሲዥዋን ትርከብ ከተማ ቼንግዱ ዑደት ኣሳሊጦም። ካብ ቤጂንግን ሻንጋይን ቀፂላ አብ ሳልሳይ ደረጃ እትርከብ ዓባይ ከተማ ቼንግዱ ምስ ኢትዮጵያ ብብርክት ዝበሉ መዳያት ርክብ ፈጢራ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ነጥቢ 9 ኪሎ ግራም ወርቂ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ነጥቢ 9 ኪሎ ግራም ወርቂ ምስ ክልተ ተጠርጠርቲ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ዘይሕጋዊ ወርቂ ዝተትሓዘ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ መውፅኢ ኬላ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ኣድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 23 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንምቕራብ ከምዘተሓሰበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 23 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንምቕራብ ከምዘተሓሰበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ድማ ካብዝሓለፈ ዓመት 13 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ቀረብ መዳበሪያ እንትነፃፀር 9 ሚሊየን ኩንታል ወሰኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ፀኒዑ ዝፀንሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ፀኒዑ ዝፀንሕ ናብ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ምስግጋሩ ኣብ ታሪኽ ክልተኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከም ሓደ ብራኸ ዝረአ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣበ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጦር ኣሜሪካ ኣብ ጥቓ እስራኤል ሚሳኤላትን ድሮናትን ወቒቑ ምውዳቑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ኣሜሪካ ሰለስተ ሚሳኤላትን ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ኣብ ጥቓ እስራኤል ሚሳኤላትን ድሮናትን ወቒቑ ከምዘውደቐ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ፔንታገን ብርጋዴር ጀኔራል ፓት ራይደር፥ ሚሳኤላትን ድሮናትን ኣብ ትሕቱ ቁፅፅር ዓመፅቲ ሁቲ ካብ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ ምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ቢሾፍቱ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ ምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብ ዑደቶም ድማ ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ሞተር ቬሂክልስ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቻ ዝተብሃለ ግልጋሎት ዲጂታል ፋይናንሲንግ ሰርቪስ ብዕሊ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቻ ዝተብሃለ ዲጂታል ፋይናንሲንግ ሰርቪስ መውፅኢ ሰነድ ውልቀ ክፍሊት ብምዃን ግልጋሎት ብዕሊ ኣጀሚሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ኢዩ ዝተባህለ እቲ ግልጋሎት ካብ ብሄራዊ ባንኪ ፍቓድ ግልጋሎት ዝረኸበን ናይ ሞባይል ገንዘብ ዝውውርን ካልኦት ግልጋሎታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መፍረዪ ቴክኖሎጂታት ኤሮ-ስፔስ ንምምዕባል ይሰርሕ ኣለኹ ኢሉ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መፍረዪ ቴክኖሎጂታት ኢንዱሰትሪ ኤሮ-ስፔስ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምምዕባል እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው÷ ዝተፈላለየ መለዋወጢታት ኣካል ኣውሮፕላን ኣብ ውሽጢ ሃገር ብስፍሓት ንምፍራይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ንኽመሓላለፍ ክትፈቅድ ኢያ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ እስራኤል ብግብፂ ኣቢሎም ናብ ጋዛ ዝግበሩ ሰብኣዊ ሓገዛት ንሃማስ ዘይበፅሑ እንተኾይኖም ንኽመሓላለፉ ከምዝፈቅድ ኣፍሊጡ። እቲ ውሳኔ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ እስራኤል ቴል ኣቪቭ ዑደት ድሕሪ ምግባሮም ዝተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡…