Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታ ኣፍሪካ ብፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው 2ይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ክተምፅእ ክኢላ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ውድድር 20 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣትሌታት ተሰማ…

ጥንኩር ትካል ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ዘለና ሃገርን ህዝቢን ብሰላም ንኽነብር ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥንኩር ትካል ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ዘለና ሃገርን ህዝቢን ብሰላም ንኽነብር ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሌ/ጄ ይልማ ሎሚ መዓልቲ ንላዕለዎት መኮንናት ስነ-ስርዓት ምልባስ ዕቤት መዓርግ ኣብ…

ፍርያት ምግቢ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምዕባይ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ-ምግብ ንምምሕያሽ ፍርያት ምግቢ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምዕባይ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዳይሬክተር ፋውንዴሽን ቺልድረንስ ኢንቨስትመንት ፈንድ (ሲፍ)ን ጉጅለ ልኡኾምን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን…

ብሚኒስትራት ዝተመርሑ ዝተፈላለዩ ልኡኻት ስራሕቲ ልምዓት ይዕዘቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌደራል ዝተመርሑ ዝተፈላለዩ ናይ ክትትልን ድጋፍን ጉጅለ ልኡኻት እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ይዕዘቡ ኣለዉ። ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ክልል ማእኸላዊ…

ሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ልዕሊ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝፈፀሙዎ ተግባር ኮኒኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውሑዳት ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ልዕሊ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝፈፀሙዎ ዘይተገበአ ተግባር ኮኒኑ። ብንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣሰራሩርሕኡ ንምዝማን ብዝገበሮ ምንቅስቓስ ብዝተፈጠረ ስሕተት ገንዘብ ልውውጥ÷ ውሑዳት…

ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስት ዝስተውዓሉ ፀገማት ንምፍታሕ መበገሲ ብምፍላይ ክንሰርሕ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስት ዝስተውዓሉ ፀገማት ንምፍታሕ መበገሲ ብምፍላይ ክንሰርሕ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ኣብ ግሪኽ ኣቴንስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መራሕቲ ፖለቲካ ደቂ ኣንስትዮ እናተሳተፋ ዝርከባ ፕሬዚዳንት…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ንዑደት ስራሕ ጁባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ልኡኽ ዑደት ስራሕ ንግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ዘቕረበሉ ዕድመ ስዒቡ ንክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ጁባ ኣትዩ ዘሎ፡፡ ኣባላት…

ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ፣ ኣባላትን ኣመራርሓ፣ ኣባላትን ሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም። ተሳተፍቲ እቲ ዑደት÷ “ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መዘከሪ ታሪኽ ተጋድሎ ኢትዮጵያዊያን ጥራሕ ዘይኮነስ ንሓዱሽ ወለዶ ስምዒት ፍቕሪ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ንፕሬዚዳንት ኣሶሴሽን ፈተውቲ ሃገራት ህዝቢ ቻይና ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ብፕሬዚዳንት ኣሶሴሽን ፈተውቲ ሃገራት ህዝቢ ቻይና ሚስተር ያንግ ዋንሚንግን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ኣደም ፋራህ፤ ጥንኩር ታሪኻ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብብርኪ…

ኣባላት ኣካቲትካ ትግበራ ቤት ፅሕፈት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኣካቲትካ ትግበራ ቤት ፅሕፈት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሰራሕተኛታት ፓርክ ሓድነትን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም። ተሳተፍቲ ዑደት ከምዝበሉዎ÷ እቲ ዝኽሪ ካብ ዓወት ዓድዋ ምዝካር ብተወሳኺ…