ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጥቓ ከተማ ሓውዜን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ወገናት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ሓውዜን ናብ መጋብ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሂወት ኣርባዕተ ወገናት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ንግሆ ከባቢ ሰዓት 2:45ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሚዲካል ዳይረክተር ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓውዜን ዶ/ር ዑቑባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ኮፕ28 ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ኮፕ28 ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ሚግዌል ዲያዝ-ካናል ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ሓላፍነት ክሌማዊ ለውጢ ዓለም፣ ክልተኣዊ ምትሕብባርን ጉዳያት ብሄራዊ ልምዓትን ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ኣክሱም መርኣያ ናይ ኩሎም ተፈጥሮኣዊን ሰብ ሰራሕን ሓድግታት ትግራይ እያ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ተኸቢሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኸበረ ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ብርክት ዝበሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምስራት ማሕበር ዲፕሎማሰኛታት ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ዐዙዝ ግደ ኣለዎ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምስራት ማሕበር ዲፕሎማሰኛታት ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ዐዙዝ ግደ ከምዘለዎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም። ንሃገሮም ኣብ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ዝፈላለዩ ሓላፍነታትን እናገልገሉ ዝነበሩ ነበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና መፍረያይነት ሕርሻ ንምድንፋዕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር መፍረያይነት ሕርሻ ንምድንፋዕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺ ከምትቕፅል ኣብ ብሄራዊ ኮንግረስ ፓርቲ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻን ገፀርን ገሊፆም። ምክትል አፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ በዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብብርኪ ክልል ይኽበር ኣሎ። ኣብ ክልል ሃረሪ ብብርኪ ክልል መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን እናተኸበረ ይርከብ። እቲ በዓል "ብዝሃነትን ማዕርንትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”መሪሕነት ማሕበረሰብ ንዝዓዘዘ ምክልኻል ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ብዝብል መሪሕ ቃል ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ-ግብሪ÷ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓዊሱ ተወከልቲ ኣብቲ ዓውዲ ዝሰርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መጀመሪ ዕላዊ ምንቅስቓስ ፆታዊ መጥቃዕቲ ጠጠው ናይ ምባል ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕላዊ ምንቅስቓስ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበፅሕ ፆታዊ መጥቃዕቲ ጠጠው ናይ ምባል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምዝተረኸባ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቤልጅየም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቤልጅየም ኣሌክሳንደር ዴ ክሮ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ቅድሚ ጉባኤ ኮፕ 28 ምዝታዮም ካብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ዘተኦም ድማ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ግዚያዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምዝዛሙ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ደብዳብ ተካይድ ኣላ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምዝዛሙ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ደብዳብ ተካይድ ኣላ ተባሂሉ። ኳታር፣ ግብፂን ኣሜሪካን ሓዊሱ ካልኦት ዓለም ለኸ ኣሸማገልቲ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ክናዋሕ ፃዐሪ እናገበረ ፀኒሐን…