Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ ሓዊሱ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ካብ 100 ሺሕ ንዝበልፁ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ ሓዊሱ ኣብ 12 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ካብ 100 ሺሕ ንዝበልፁ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ዕድል ስራሕ ካብ ሞንጎ ዝተፈጠረሎም ዜጋታት ድማ እተን ልዕሊ 75 ሚኢታዊ…

ፈረንሳይ ቅድሚ ኦሊምፒክ ፓሪስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንሩሲያ ሕቶ ክተቕርብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ቅድሚ ኦሊምፒክ ፓሪስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንሩሲያ ሕቶ ክተቕርብ ምዃና ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጦም፡፡ ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ሓምለ ክሳብ 11 ነሓሰ ኣብ ፈረንሳይ ክካየድ ኢዩ፡፡…

ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ሴኡል ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት ጀማል ዝተዓወተ 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 8 ሰከንድን ብምእታው እንትኸውን÷ እዚ ድማ ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምዃን…

ልዕሊ 15 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ መበል 21 ዙር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ቅድሚያ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር÷ ጉታኒ ሻንቆ 1ይቲ፣ ብርነሽ ደሴ 2ይቲን መቅደስ ሽመልስ 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚመን፡፡ መበገሲኡን…

ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻደ ትሕቲ 23 ዓመት ነፀላ ውድድር ብሽክሌታ ደቂ ተባዕትዮ ኪያ ጀማል 2ይ ደረጃ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ። ኣብቲ ውድድር ደቡብ ኣፍሪካ…

መበል 22 ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ንዝካየድ መረፃ ላዕለዋይ አመራርሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ምድላው ኣመልኪቱ ዝቐረበ ፀብፃብ ተመልኪቱ። ሚኒስትር…

ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ዝግበረሉ ዝርዝር ዋጋ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንበፃቲ ክፍቲ ዝኸውን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ዝግበረሉ ዝርዝር ዋጋ ዕላዊ ኮይኑ። ምስለ ቅርፂ ጀጋኑን ነቲ ዓወት ዘዘኻኽሩን ናውቲታት ኣብቲ ዝኽሪ ንበፃሕቲ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም። ኣማራፂታት ክፍሊት÷ ብቴሌ ብር፣ ብባንኪ ንግዲ…

ልዕሊ 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንሓረስቶት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 9 ሚሊየን 209 ሺሕን 631 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ብመሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣቢሉ ንሓረስቶት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዝተዓደገ መዳበሪያ 9 ሚሊየን 835…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ትካላት ፀፅታ ኣባላት ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንኽኾና ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ትካላት ፀፅታ ኣባላት ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንኽኾና ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ÷ ብፅሒት ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ…

ንትካል ምርምርን መፅናዕቲን ኢትዮጵያ ታሪኻዊን ባህላዊን ሓድጊታት ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከብ ንትካል ምርምርን መፅናዕቲን ኢትዮጵያ ናይ ቀዳማዊ ሃይለስላሴ ደብዳቤታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ታሪኻዊ፣ ባህላዊን ሓድጊታትን መዛግብቲን ተበርኪቱ። እቶም ሓድጊታትን መዛግብቲን ዘበርከቱ ኣብ ውሽጢ ሃገር ወፃኢን…