Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ኦስትሪያ ቪዬና ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ናብ ኦስትሪያ ቪዬና ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)÷ ኣብ መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ንምስታፍ ኢዮም ናብ…

ሴሚናር ዳያኑ ሃገራት ብሪክስ ኣቻይና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገራት ብሪክስ ዝተውፃእፅኡ ዳያኑ ዘካተተ ሴሚናር ኣብ ቻይና ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ሴሚናር ብፕሬዚዳንት ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣይተ ኪያር ዝተመርሐ ልኡኽ ሰለስቲኦም ኣቢያተ ፍርዲ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ካብ…

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ልዕሊ 220 ሚሊየን ብር በጀት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ እናተኻየደ ዝነበረ መበል 27 ስሩዕ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ን2016 ዓ.ም ዝውዕል ልዕሊ 220 ሚሊየን ብር በጀት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። እቲ በጀት በጀት÷ ብስልጠና ከምኡ እውን ንስፖርታዊ ውድድራት ዝውዕ ምዃኑ ተገሊፁ።…

ሓይሊታ ፀረ-ሰላም ንሰራዊት ምክልኻል ብሰላም ኢዶም እናሃቡ ምዃኖም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ሓይሊታ ፀረ-ሰላም እናተወሰደሎም ብዝርከብ ጥንኩር ስጉምቲ ብሰላም ኢዶም እናሃቡ ከምዝኾኑ ሰራዊት ምክልኻል ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ቦታ ብምርካብ ኣፈፃፅማ ወፍሪ ሓይሊ ሓለዋ…

ብግዕዝይና ዝተመሰዝበረ 9 ቢሊየን ብር ምምላስ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ምክልኻል ገበን ግዕዝይና 9 ቢሊየን ብርን ልዕሊ 4 ሚሊየን ካሬ ሜትሮ መሬትን ምምላስ ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል  ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን እሸቴ ኣስፋው÷ ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን…

ሃማስ 4 ወታደራዊ ኣመራርሓታት ከምዝተቐተሉዎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ኣርባዕተ ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራርሓታት ከምዝተቐተሉዎ ኣፍሊጡ። ወታደራዊ ክንፊ ሃማስ ብርጌድ ኣልቃሲም ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኣብ ኲናት እስራኤልን ሃማስን ኣርባዕተ ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራርሓታት ሃማስ ኣበ ወሽመጥ ጋዛ ከምዝተቐተሉ…

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሌ/ጄ ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ጅቡቲ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዝተኦም ድማ፥ ኣብ ሱዳን ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ኢጋድ…

ህንፀት ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ኣብ ወሳኒ ምዕራፍ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ኣብ ወሳኒ ምዕራፍ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ህንፀት እቲ ፋብሪካ ኣብ መዓልቲ 10 ሺሕ ቶን ሲሚንቶ ከፍሪ ትልሚ ተታሒዙ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ እንሳሮ ከተማ ለሚ ኢዩ እናተሃነፀ ዝርከብ፡፡…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ማይ ኣብ ዝዓቆረ ጉድጓድ ወዲ 15 ዓመት ሰገን ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 12 ሉሰፈር እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ተዃዒቱ ክፍቲ ኣብ ዝተሓደገን ማይ ዝዓቆረን ጉድጓድ ንሓመሳ ዝኣተወ ወዲ 15 ዓመት ሰገን ህይወቱ ምሕላፉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ማራቶን ሻንጋይ ኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ሻንጋይ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ተዓዊታ። ኣትሌት 2:21:28 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ነቲ ውድድር ብዓወት ዛዚማቶ። ንኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ብምኽታል ኬንያዊት ኣትሌት ሴሊ ቼፕየጎ ካፕቲች 2:21:55 ብብዝኾነ…