ስፓርት ሃድያ ሆሳእና ተዓዋቲት ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ብምስዓር ተዓዋቲት መበል 17 ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና። ሃድያ ሆሳእናን ኢትዮጵያ ቡናን ዘራኸበ ፀወታ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ኣብ ስሩዕ ሰዓት 2 ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈላላያት ዲጂታል ንምፅባብ እናተሳለጠ ዝርከብ ስራሕ ዝበረታታዕ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈላላያት ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምፅባብ እናተሳለጠ ዝርከብ ስራሕ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ፍሉይ ኮሚቴ ቴክኒክ ኮሙኒኬሽንን ኣይ ሲ ቲን 5ይ ስሩዕ ኣኼባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጉዳያት መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግ ኣብዚ ዓመት ብቋንቋ ኣምሓርኛ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ከመርቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጉዳያት መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግ ንርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ቻይና ብዝበለፀ ንኽጉልብት ኣብ መፅናዕቲ ትምህርቲ ቋንቋታት እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣባላት ዳይሬክቶሬት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢ ምስ ፕሬዚዳንት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ 21 ኩባንያታት ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎ ጉዳያት መኺሩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ካብ ውልቀ ማሕበር ኩባኒያታት ፈረንሳይ ምስ ዝተወከሉ 21 ኩባንያታት ዝተውፃእፅኡ 30 ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ናብ ዝለዓለ ንምዝጋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎንደር ስልጠና ተሃድሶ ዝተኸታተሉ መናእሰይ ናብ ሕብረተሰብ ተፀምቢሮም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎንደር ስልጠና ተሃድሶ ዝተኸታተሉ መናእሰይ ካብ ስሕተቶም ተኣሪሞም ናብ ሕብረተሰብ ከምዝተፀምበሩ ተገሊፁ። “ብዝተሰሓሓተ መገዲ ኣብ ተግባራት ጎንፂን ህውከትን ብምውፋር ህዝቢን መንግስቲ ምብዳልና ግቡእ ከምዘይኮነ ብምግንዛብ ኣብ ቀፃሊ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን7 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ናይ ምብፃሕ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን7 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ናይ ምብፃሕ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ብዓርሰ ዓቕሚ ንተረዳእቲ ሓገዝ ናይ ምቕራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ብዝተለኣኸ ገንዘብ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ካብ ወፃኢ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝተለኣኸ ገንዘብ (ሬሚታንስ) ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ንኽርከብ ሓገዝ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን÷ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ወሲዱ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ሰበታ፣ ሃዋስን ቀርሳ ማሌማን ኣብ ዝተባህሉ ከባቢታት እናተንቀሳቐሰ ሰላም ሕብረተሰብ እናሃወኹ ኣብ ዝነበሩ ኣባላት እቲ ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳይንስ ሙዚዬም ንኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ ንቕድሚት ንምስጋር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሳይንስ ሙዚዬም ንኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ ንቕድሚት ንምስጋር ሓዱሽ ምዕራፍ ከምዝፍት ኣባላት ፓርላማ ፓን አፍሪካ ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓበራዊ ኣኼበኦም እናካየዱ ዝርከቡ ቀወምቲ ኮሚቴታት ኣባላት ፓርላማ ፓን አፍሪካ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ስልጠና ዓቕሚ ህንፀት ኣመራርሓ መንግስቲ ተዛዚሙ። 3ይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ካብ መላእ ሃገር ንዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ መንግስቲ ንዝሓለፉ 12…