ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኢትዮጵያ ምስ ዝመፅኡ ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴዝ ሜሳ ክልተኣዊ ልዝብ ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዓውዲ ሕክምና፣ ግልጋሎት ቱሪዝም፣ ትምህርቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንመበል 28 ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ልዑል ምድላው ከምዝገበረት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል 28 ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምስታፍ ልዑል ምድላው ከምዝገበረት ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ። ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ካብ 20 ሕዳር ክሳብ 2 ታሕሳስ ዝካየድ እቲ ጉባኤ÷ ብሰለስተ ምዕራፋት ዝተኸፈሉ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ክሳብ ሕዚ 800 ሺሕ ሄክታር ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ እዚ ዓመት ካብ ዝተሓሰበ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ክሳብ ሕዚ 800 ሺሕ ሄክታር ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ንይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብግደአን÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ መዋእለ ንዋዮም ናይ ምፍሰሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋርማሲዩቲካል ማኑፋክቸሪንግ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ 279 ሄክታር መሬት ኣብ ዝዓረፈ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ ብምውፋር መዋእለ ንዋዮም ናይ ምፍሰሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ድሌቶም ዝገለፁ÷ መሰረተ ልምዓት፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሃማስን ንኣርባዕተ መዓልቲታት ተኹሲ ንምቁራፅ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ዝርከቡ እስራኤልን ሃማስን ንኣርባዕተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ከምዝገበሩ ተገሊፁ፡፡ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብኳታር ሸምጋላይነት ኣብ ዶሃ ኣብ ዝተኻየደ ምስጢራዊ ድርድር ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 12 ክፍሊ ፈተና ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ኣፍልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ልዑል ውፅኢት ካብ ሞንጎ ዘመዝገቡ ተምሃሮ ብተወሳኺ ልዑል ውፅኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥራምረን ቅመማ ቅመምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥራምረን ቅመማ ቅመምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ኢትዮጵያ ኣተኣማማኒት ፍልፍል ንድልየት ፍሪያት ግብርና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ናይ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጫፍ ዝሓዙ ተረኻት ንኹሉ ብዘረዳድኡ ተረኻት ክትክኡ ይግባእ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጫፍ ዝሓዙ ተረኻት ንኹሉ ብዘረዳድኡ ተረኻት ክትክኡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ከምኡ እውነ ምስ ኣፈ ጉባኤታት ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ስዑድ ዓረብ ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግልጋሎት ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ስዑድ ዓረብ ሳላሕ ቢን ናስር ኣል ጃስር ምስ ጉጅለ ልኡኾም ብምዃን ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ እዋን ዑደት÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ፌዴሪኢ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣዋጅ መመሓየሺ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣዋጅ መመሓየሺ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ጉባኤ÷ ክልተ ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ፡፡ ንኣዋጅ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ…