ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ 100 ሚሊየን ዶላር ወታደራዊ ሓገዝ ንዩክሬን ከምትህብ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 100 ሚሊየን ዶላር ዘውፅእ ወታደራዊ ሓገዝ ንዩክሬን ከምትህብ ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣሜሪካ ሎይድ ኦስቲን ሃገሮም ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ቃል ብዝተኣተወ መሰረት ከምዝፍፀም መርግጋፆም ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ውሽጢ እዚ ሓገዝ ጦር…
ቴክኖሎጂ ብሞባይል ባንኪንግ ዝፍፀሙ ምጭብርባራትን መገዲታት ጥንቃቐን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምህዳር ሳይበር ሒዙዎም ካብ ሞንጎ ዝመፅኡ ፅቡቓት ኣጋጣሚታት ሓደ በቢመዓልቱ ንገብሮም ዕድጊታት ክፍሊት ንምፍፃም ጥረ ገንዘብ ካብ ምጥቃም ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ስርዓት ምፍፃም ምኽኣል ኢዩ፡፡ ይኹን እምበር ዲጂታል ኣማራፂታት ክፍሊት ቀለልቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ግድብ ሲየንግ ኣፕ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ግዝኣት ጄጁ ዋና ቤት ዕዮ ሪጂን ኮርፖሬሽን ገፀር ማሕበረሰብ ዑደት ገይሩ። ዳይሬክተር ጄኔራል ዋና ቤት ዕዮ ሪጂን ኮርፖሬሽን ገፀር ማሕበረሰብ ዶንግ ቺኦልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ምስ ጀርመን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ኣካይዶም ኢዮም – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ርክብ ክልቲአን ብሓዱሽ ዓውዲ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ከምዘካየዱ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ቀ/ሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ማዕቐፍ ምትሕብባር ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ማዕቐፍ ምትሕብባር በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኣባል ሃገራ ኢጋድ፣ ምሁራን፣ ሰብ ሞያ፣ ሓገዝቲ ሃገራትን ትካላትን ተሳተፍቲ ኢየን። ንፍልሰተኛታት፣ ተመለስቲ ስደትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትየጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትየጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ 10ይ ሓበራዊ ኣኼባ ቴክኒካል ኮሚቴ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጅቡቲ ኢዩ ተፈሪሙ፡፡ ብብ/ጄ ተሾመ ኣናጋው ዝተመርሐ ልኡኽ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጉባኤ ጉጅለ 20 ሲደብሊውኤ ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ንምስፋሕ ዕላማ ከምዝተሓንገጠ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ብፕሬዚዳንትነት ዝምራሕ ጉባኤ ጉጅለ 20 ‘ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ (ሲደብሊውኤ)’ ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ንምስፋሕ ዕላማ ከምዝተሓንገጠ ተገሊፁ፡፡ ሲደብሊውኤ ጉባኤ በጀርመን በርሊን በመካሄድ ላይ ነው፡፡ ጉጅለ 20 ኣብ ሲደብሊውኤ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ኩባን ብደም ዝተኣሳሰረ ኢዩ – ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ ሳልቫዶር ኣንቶኒዮ ቫልዴዝ ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ምሕዝነት ኢትዮ-ኩባ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም። ሕቑፊ ዕምበባ ኣብ ዘቐመጡሉ እዋን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ ድማ÷ ርክብ ኢትዮጵያን ኩባን…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ መዘነኣ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ። ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናይ መልሲ ፀወታኣ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤተ መፅሐፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 100 ሺሕ መፃሕፍቲ ዲጂታላይዝ ምግባር ከምዝተክኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤተ መፅሓፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 100 ዲሕ መፅሓፍቲ ዲጂታላይዝ ብምግባር ሰባት ኣብ ዘለዉሉ ኮይኖም ንኽጥቀሙ ምግባር ከምዝተክኣለ ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፅሓፍቲ ኢንጂነር ውባየሁ ማሞ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራሕ ኣብቲ ቤተ…