Fana: At a Speed of Life!

ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዝይና ንምጥንኻር ምስ ኣይ ኤም ኤፍ ብሓባር ንምስራሕ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ምስ ጉጅለ ልኡኽ ክትትል ጉዳያት ሰናይ ምምሕዳር ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ) ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ኢትዮጵያ እናተወገነ ኣብ ዝርከብ ቃልሲ ፀረ…

ኣብ ልምዓት መስኖ እዚ ዓመት ኣብ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ስርናይ ንምልማዕ ተሓሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምዓት መስኖ እዚ ዓመት ኣብ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ስርናይ ንምልማዕ ተሓሲቡ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ከተማ ጅማ ሃገራዊ መድረኽ ምንቅስቓስ ልምዓት መስኖ ስርናይ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ…

በዓል ኢሬቻ ክብሪታቱ ሓሊዩ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ክብሪታቱ ሓሊዩ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኢሬቻ ህዝቢ ኦሮሞ ክረምቲ ብሰላም ብምዝዛሙ ኩሉ ነገር ንዝፈጠረ ኣምላኽ…

ስነ-ስርዓት ምረቓ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ወታደራዊ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ ፡፡ ኣብቲ ስነ-ርዓት ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ላዕለዎት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንተሳተፍቲ ኣማሊ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ መምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንተሳተፍቲ ሊደርሺፕ ኢኒሼቲቭ ከንቲባታት ኣፍሪካ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን። ንከንቲባታት ኣፍሪካ ሕድሕዳዊ መምሀሪ ዝኾነ ኣማሊ÷ ኣብቲ መድረኽ ዝሳተፉ ኣካላት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡…

ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ትህብ – ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ከምትህብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልእኽቲ ሕብረት…

መድረኽ “ሊደርሺፕ ኢኒሼቲቭ” ከንቲባታት ኣፍሪካ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ “ሊደርሺፕ ኢኒሼቲቭ” ከንቲባታት ኣፍሪካ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሓላፊት ቢሮ ኮሙኒኬሽን ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ እናትኣለም መለሰ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ እታ ከተማ ካብ ፅባሕ…

ንዕቤት ናኖ ቴክኖሎጂ ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ 3 ሳይንቲስታት ኣብ ዘፈር ኬሚስትሪ ሽልማት ኖቤል ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናኖ ቴክኖሎጂ” ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪ ንኽበፅሕ ዕዙዝ ግደ ዘበርከቱ ሰለስተ ሳይንቲስታት ኣብ ዘፈር ኬሚስትሪ ሽልማት ኖቤል 2023 ተዓዊቶም። ሞንጊ ባዌንዲ፣ ሉዊስ ብሩስን ኣሌክሲ ኤኪሞቭን ዝተባህሉ ተመራመርቲ ኬሚስትሪ  ናይዚ ዓመት ሽልማት…

ጉባኤ ኮንቬንሽን ሚኒስትራት ፓሌርሞ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝተሳተፈትሉ መበል 20 ጉባኤ ኮንቬንሽን ሚኒስትራት ፓሌርሞ ተዛዚሙ። ብዙሓት መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ እቲ ኮንፈረንስ ብሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱኣለም ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ተሳቲፉ፡፡ ኣብቲ…

ርክብ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዝጠመጠ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሃድ ኦባይዱላህ (ዶ/ር) ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ÷ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ትኹረት…