ሚኒስቴር ጥዕናን ዩኤንኤፍፒኤን ኣብ ሰብኣዊ ምላሽ ዘለወን ምትሕብባር ንምድንፋዕ ተስዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፈንድ ስነ-ህዝቢ (ዩኤንኤፍፒኤ)ን ኣብ ሰብኣዊ ምላሽን ካልኦት ዓውዲታትን ዘለወን ምትሕብባር ንምድንፋዕ ተስዕሚዖም።
ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ምስ ዳይሬክተር ስነ-ፈንድ ህዝቢ…