Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ዝተደገፈ ዲጂታል “ስቴትስኮፕ” ብምጥቃም ኣብ ኣፍሪካ 2ይቲ ሃገር ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ) ዝተደገፈ ዲጂታል "ስቴትስኮፕ" ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ንግልጋሎት ድሉው ኮይኑ። እቲ ሓዱሽ ዲጂታል ስቴትስኮፕ ንሰብ ሞያ ሕክምና ናይ ምፍላጥ ስነ - ስርዓት ኣብ ስፔሻላይዝድ…

ብግድፈት ስነ-ምግባር ዝተኸሰሱ 24 ጠበቓታት ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ በ2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ኮሚቴ ስነ-ምግባር ኣቢያተ ፍርዲ ፌደራል ብግድፈት ስነ-ምግባር ክስ ዝቐረቦም 24 ጠበቓታት መርሚሩ ጥፍኣተኛ ብምባል ቅፅዓት ኣንቢሩሎም። ካብ ሞንጎ 24 ተኸሰስቲ እቶም 18 ፍቓድ ጥብቅነኦም ብእዋኑ ብዘይምሕዳስ ዝተኸሰሱ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ስቴት ዩኒቨርሲቲ ኦሮሚያ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ስቴት ዩኒቨርሲቲ ኦሮሚያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ዩኒቨርሲቲዉ ኣብ ከይዲ ምምሃር ትኹረት ዝገብረሎም ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ክልል ህንፀት ዓቕሚ፣ ስራሕቲ ለውጢ ትካላትን…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ በ2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሎሚ ንጉሆ ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፀብፃብ ከይዲ ስራሕ ምቕራቡ ተገሊፁ።…

ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፓውንድ ወታደራዊ ድጋፍ ንምግባር ቃል ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዩክሬን ኣቲያቶ ንእትርከብ ኲናት ሓገዝ ዝኸውን 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፓውንድ ወታደራዊ ሓገዝ ንምግባር ቃል ከምዝኣተወ ገሊፁ፡፡ ላዕለዋይ ተወካሊ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፕ ቦሬል÷ ሕዚ እውን 27ቲአን ሃገራት እቲ ሕብረት…

ኣብ 104 ዓመት ዕድሚአን ብፓራሹት ዝዘለላ በዓልቲ ፀጋ ዕድመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቺካጎ ነባሪት ዝኾና በዓልቲ ፀጋ ዕድመ 104 ዓመት ስመን ኣብ መዝገብ ዘደንቕ ዓለም ክሰፍር ብምሕሳብ ካብ ኣውሮፕላን ብፓራሹት ምዝላለን ተሓቢሩ፡፡ ዶርቲ ሆፍነር ዝተብሃላ እተን በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ምዝላል ፓራሹት ዝገበራ ኣብ…

“ሓደ ቤተሰብ ንሓደ ህፃን” ብዝብል መሪሕ ቃል ን100 ህፃናት ዘላቒ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሓደ ቤተሰብ ንሓደ ህፃን" ብዝብል መሪሕ ቃል ን100 ህፃናት ዘላቒ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኮሚሽን መተሓባበሪ ሰናይ ምግባርን…

ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 18 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ÷ ኣቦ መንበር እቲ ኢኒሼቲቭን ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ዓለም ለኸ…

ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኮኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መሰከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ቱርኪ ኣንካራ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃር ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ብፅኑዕ ኮኒኑ። እቲ ሚኒስቴር፥ “ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን ፀሎትና ንተጎዳእቲን ንስድራ መወትቲን ኢዩ” ኢሉ። ከምዚ ዓይነት መጥቃዕቲ…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም። ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጁታ ኡርፒላይነን ንክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ…