ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትራንስፖርት ባቡር ንዓውዲ ቱሪዝም ልዑል ዓቕሚ ዝህብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ባቡር ንዓውዲ ቱሪዝም ልዑል ዓቕሚ ዝህብ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር)። ሚኒስቴር ቱሪዝም ምስ ማሕበር ኣክሲዮን ኢትዮ-ጅቡቲ ብምትሕብባር ምስ ሰብ ሞያ ትካላት ሚዲያ ፈጠርቲ ፅዕንቶ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኮንፈረንስ ቱሪዝምን መብፅሒት ቱሪስትን ምዃና ብዝበለፀ ዘስፍሕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኮንፈረንስ ቱሪዝምን መብፅሒት ቱሪስትን ምዃና ብዝበለፀ ዘስፍሕ ኢዩ ኢሎም ሓላፊ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃፍታይ ገ/እግዚአብሄር። እቶም ሓላፊ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ህዝቢና ንምፍታሕ ብዙሓት ውፅኢታዊ ስራሕቲ እናተወገኑ ይርከቡ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ህዝቢና ንምፍታሕ ብዙሓት ውፅኢታዊ ስራሕቲ ይውገኑ ኣለዉ ኢለን፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብፍጥነትን ብፅሬትን ኣብ 24 ህንፃታት ዝተሃነፁ 1 ሺሕን 287…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕራፍ 21 ውድድር ፋና ላምሮት ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ልዕሊ 700 ተናሓናሕቲ ቅድመ መፃረዪ ዝተፈለዩ 16 ከዋኸብቲ ብመሓዝ ዝጀመረ ምዕራፍ 21 ውድድር ፋና ላምሮት ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ። ኣብ ራብዓይ ሰሙን ውድድር እቲ ምዕራፍ ሸውዓተ ተወዳደርቲ ምድብ ክልተ ምስ ዛየን ባንድ ስራሕቶም ብክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥምረት ማእኸላት መማዕበሊ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ጥምረት ማእኸላት መማዕበሊ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጣይሹ፡፡ ዕላማ እቲ ጥምረት ዩኒቨርሲቲታት ብውልቀ ዝግበሩ መፅናዕቲን ምርምራትን ብምምዕባል ብሓባር ናብ ዕዳጋ ምውፃእን ምድንፋዕን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽኽበር እኹል ምድላው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብዓወት ንኽኽበር ኣድላዪ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተወጊኑ፡፡ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን፤ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ ሆሳእና ካብ 25 ክሳብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 7ይ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ቀፃሊ ሰኑይ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ ኣንጎላ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ምሕዝነት ክልቲአን ትካላት 25 ዓመታት ከምዘቑፀረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 1920ታት ካብ ኢትዮጵያ ዝተወሰዱ 12 ክባር ሓድጊታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 1920ታት ካብ ኢትዮጵያ ዝተወሰዱ 12 ክባር ሓድጊታት ትካል መፅናዕቲን ምርምርን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተረኪቡ፡፡ ፍሉጥ ፕሮፌሰር ኒውክሌር ሳይንስ ራሞን ቫይስ ኣቦ ሓጎኦም ቅድሚ 100 ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ጀርመን ኣብ ዝነበሩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ነኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ልምዓት ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ – ኣምባሳደር ኣሌክሲስ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲን ጥዕና ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሌክሲስ ላሜክን፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ኣሌክሲስ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ገፀ በረከት ተፈጥሮ ንቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ተመራፂት ይብራ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሳተፍቲ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ስዑድ ዓረብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ገፀ በረከት ተፈጥሮ ንቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ተመራፂት ዝገብራ ኢዩ ኢሎም። እቶም ኣባልት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መንደር ቤኑና ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ መብፅሒ…