ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ኣድላዪ ሓገዝ ብምግባር ምስ ሚኒስቴር ሕርሻ ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ሃገራት ምብራቕ…