ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዱባይ ዝነብር ኢትዮጵያዊ ተዓዋቲ ሎተሪ ሓደ ሚሊየን ዶላር ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባርነቱ ኣብ ዱባይ ዝኾነ ኢትዮጵያዊ ተኽሊት ተስፋዬ ኣብ ዱባይ ዱቲ ፍሪ ሎተሪ ሎተሪ ሓደ ሚሊየን ዶላር ተዓዊቱ። ምስ ተኽሊት ተስፋዬ ሓደ ህንዳዊ ብተመሳሳሊ ተዓዋቲ ሓደ ሚሊዮን ዶላር ዕፃ ምዃኑ ተገሊፁ። ዱቲ ፍሪ ሎተሪ ዱባይ ካብ ዝጅምር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ብመላእ ኢትዮጵያውያን ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እናተኸበረ ይርከብ። ትማሊ ዕለት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እትዮጵያ ስነ-ስርዓት ዳሜራ ብድሙቕ ኩነታት ብሃይማኖታዊ ስርዓቱ ተሳሊጡ ኢዩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ድማ በዓል መስቀል ብመላእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድምቀት ተኸቢሩ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዝተዘላለዩ ከባብታት ሃገር ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ተወጊኑ፡፡ ኣብቲ ስነ-ርዓት፥ ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዘረሓሕቐና ተግባራት ብምርሓቕ ኣብ ዘተኣኻኽቡና ኩነታታት ምትጋህ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕድ ሕድ ካብ ዘጋጭውን ካብ ዘጠራጥሩ ተግባራት ብምርሓቕ ብፍቕሪን ሓድነትን ብምንባር ከም ዳሜራ መተኣኻኸቢ ጥበብ ምዕዳግ ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች፥ በዓል ዳሜራ መስቀል 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ። ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ መዘምራን ቤት ትምህርቲ ሰንበት፣ ተኸተልቲ እቲ እምነት ከምኡ እውን ዲፕሎማሰኛታትን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ በፃሕቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዳሜራ ምልክት ምልዋጥ ከምዝኾነ ብምሕባር፤ ንመስቀሊ ገበነኛታት ይውዕል ዝነበረ መስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ካብ ማእኸል ፒያሳ ክሳብ እንዳስላሴ ኣርባዕተ ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ዓብዪ ጉያ ተሳሊጡ። እቲ ጉያ፥ ከንቲባ ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ሰለሞን ሓጎስ፥ ካብ ፌደረሽን ኣትሌቲክስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብረ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ክብረ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ተኸቢሩ። ኣብቲ ኣከባብራ በዓል፥ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ከተማ መቐለ ኣቡነ ኢሳያስ ሓዊሱ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኢራቅ ኣብ ስነ ስርዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 100 ሰባት ምሕላፉ ተሰሚዑ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢራቅ ኣብ ስነ ስርዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 100 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። በቲ ሓደጋ ንሕልፈት ካብ ዝተቓልዑ ሰባት ብተወሳኺ፥ 150 ሰባት ከምዝቖሰሉ ቢቢሲ ፀብፂቡ። መበገሲ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ መርዓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መውሊድ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 498 በዓል መውሊድ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ተኸቢሩ። እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ተኲሱ። በዓል መውሊድ ሰናይ ተግባራት ነቢዩ መሓመድ (ሰዓወ) መምርሒ ህይወት ንምግባር…